Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ፈረንሳይ ምስ ኦስትሪያ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፀወታታት መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 እንትቕፅሉ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክግካየዱ ኢዮም፡፡
ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ሮማንያን ዩክሬንን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ከምኡ እውን ቤልጂየም ምስ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት 2 ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት ክልተ ሜዳሊያታት ወርቂ ረኺባ።
ኣብቲ ውድድር ገነት ፀጋዬ ብ57 ኪሎ ግራም ንሩዋንዳዊት መጋጥምታ ብብቕዓት ብምስዓር ሜዳሊያ ወርቂን ናይቲ ውድድር ብልፅቲ ጎሳጢት ጓል ኣንስተይቲን ተባሂላ…
ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
በዚ ድማ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 10 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፖላንድን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ክራኸባ ኢየን፡፡
ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ…
ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሃገራት ዝሳተፋሉ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም።
ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ዝጅምር እንትኸውን፥ ጀርመን ምስ ስኮትላንድ ብዝገብርኡ መኽፈቲ ፀወታ ክፍልም ኢዩ።
ፅባሕ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ሃንጋሪ…
መበል 27 ሰሙን መር ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ተቋሪፁ ዝነበረ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓል ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ።
መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ቀትሪ…
ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡
ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ጊኒ ቢሳው ኣምሪሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ቢሳው ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ንምግባር ናብ ከተማ ቢሳው ኣምሪሓ።
23 ተፃወትቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቶጎ (ሎሜ) ኣቢሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ከተማ ቢሳው…
ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት ዓለም እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ወናኒ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ።
ብመሰረት እዚ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 8 ደቒቕ…
ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ኣትሌት ውርይቲ ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ።
ጥሩነሽ ዲባባ እቲ 10 ኪሎ ሜትሮ ብ30 ደቒቕ 03 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው 3ይ ደረጃ ብመሓዝ…
ኬልያን ኤምባፔ ሪያል ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብዕሊ ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ኬልያን ኤምባፔ ብናነፃ ዝውውር ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብዕሊ ተፀምቢሩ፡፡
ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴን ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ) ዝነበሮ ውዕሊ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 30 ሰነ 2024 ዝዛዘም ኤምባፔ÷ ብሓሙሽተ…