Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዲኡ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ ተዓዊቱ። ምስ ፉልሃም ኣብ ዝተገበረ ፃውቲ፥  ፓልመር ቅድሚ ዕረፍቲ ብፍፁም ቅላዕ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ 1 ንባዶ ብምዕዋት ሰለስተ ነጥቢ ሒዙ ወፂኡ።…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጌታነህ ከበደ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ…

ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሳን ዲያጎ ዌቭ እናተፃወተት ትርከብ ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና፡፡ በዚ ድማ ጓል 23 ዓመት ኦሚ ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣሜሪካ ፈላመይቲ ተኸላኻሊትን…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታት ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታ ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ፡፡ ትማሊ ምሸት ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ኮትዲቯር ዝኣተወት እንትትከውን÷ ፕሬዚዳንት እታ ሃር ማኪ ሳል ምስቲ…

ፍራንዝ ቤከንባወር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ምዕራብ ጀርመንን ጋንታ ባየርሙኒክን ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ 78 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ቤከንባወር ጀርመን ብ1974 ፅዋዕ ዓለም እንትተልዕል ንሃገራት ጋንታኡ ብኣምበልነት ክመርሕ ዝኸኣለ እንትኸውን÷…

ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማራቶን ዱባይ 2024 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኣዲሱ ጎበና እንትዕወት÷ ለሚ ዱሜቻ 2ይ፣ ደጀኔ መገርሳ 3ይ ከምኡ እውን ኣብዲ ፉፋ 4ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡…

ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግኢትዮጵያ  ጋንታ ፋሲል ከነማ ንድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኽትዕወት ጌታነህ ከበደን ናትናኤል ገብረጊዮርጊስን ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ…

ሜሲ ዝኽደና መፍለዪት ቁፅሪ 10 ማሊያ ካሊእ ተፃዋታይ ከምዘይክደና ኣርጀንቲና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ሜሲ ኩዕሾ እግሪ ምፅት ጠጠው ምሰበለ ንሱ ዝኽደና 10 ቁፅሪ መፍለዪት ማልዩኡ ንኻሊእ ተፃዋታይ ከምዘይትወሃብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣርጅንቲና ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ክላውዲዮ ታፒያ÷ “ናይ ሊዮኔል ሜሲ 10 ቁፅሪ ንዘላለም…

ኡጋንዳዊ ኣትሌት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳዊ ኣትሌት ቤንጃሚን ኪፕላጋት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ሰለስተ ውድድራት ኦሎምፒክ ብ3 ሺሕ መሰናኽል ንሃገሩ ዝወከለ ኣትሌት ኪፕላጋት÷ ኣብ ክሳዱን ኣፍ ልቡን ብበኪሕ ነገር ተወጊኡ ህይወቱ…

ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ። ንኣርሴናል ዘተኣናገደት ፉልሃም ክትምራሕ ድሕሪ ምፅናሕ 2 ን 1 ክትዕወት ክኢላ። ጋንታ ፉልሃም ንኽትዕወት ራኡል ሄሜኔዝን ኮርዶቫ-ሬይድን…