Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት 10 መስከረም ከምዝኾነ ዕላዊ ኮይኑ። ናይ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኣክሲዮን ማሕበርም እቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝጅመረሉ ዕለት ንተሳተፍቲ ጋንታታት ምፍላጡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ። ናይ 2016…

ኣርጀንቲና ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ብምዕዋት ሻምፒዮና 2024 ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካ ዘሰናደአቶ መበል  48 ፀወታ ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ኣርጀንቲና ንኮሎምቢያ ብምስዓር ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ተዓዊታ። ላውታሮ ማርቲነዝ ኣብ መበል 112 ደቒቓ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ፥ ኣርጀንቲና ኣብ ልዕሊ ኮሎምቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር…

ስፔን ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮ 2024 ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ስፔን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ እንግሊዝ ኣብ ዝገበረቶ ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮ 2024 ብምዃን ተዓዊታ። እቲ ፀወታ ኣብ ስታድየም ኦሎምፒያ በርሊን ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ልዕሊ 74 ሽሕ ደጋፊ…

ሉዊስ ናኒን ንዋንኩ ካኑን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ፖርቹጋላዊ ሉዊስ ናኒን ናይጄሪያዊ ንዋንኩ ካኑን ሎሚ ንጎሆ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ክልቲኦም ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ፥ ኣብ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ መቻል ንምስታፍ ዓሊሙ ብመሰረት…

ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ ምሸት ክፍለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ  ክፍለጥ ኢዩ። እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ፀወታ ፈርቂ ፍፃመ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ…

ስፔንን ፈረንሳይን ሎሚ መዓልቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መን ሓለፈ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ፀወታ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መንሓለፈ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ኣብቲ ሰዓት 4 ምሸት ዝካየድ ፀወታ፥ ስፔንን ፈረንሳይን ክጋጠማ ኢየን። እተን ሃገራት፥ 75 ሺሕን 24 ተዓዛቢ ኣብ ዘተኣናግድ ስታዲየም ኣሊያንዝ ኣሬና…

ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ሰዓት 9:00 ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ሰሙን እቲ ሊግ÷ ኣዳነ በላይነህ ብዘመዝገባ…

ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፡- ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ፅጌ ድጉማ፣ ኣትሌት ሃብታም…

ንጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንኢትዮጵያ ቡና 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ብኣንተነህ ተፈራ ሸቶ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር÷ የኋላእሸት ሰለሞን ንሃዲያ ሆሳእና ብዘቑፀረኦም ክልተ ሸቶታት…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዘተዓወተትለን ሸቶት ዓሊ ሱሌማን ኣብ መበል 3ደቒቕን 48 ደቒቕን ኣመዝጊቡወን፡፡ መበል 30 ናይ መወዳእታ ሰሙን መርሃ…