Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ፀወታ ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ ዘተኣናገደትሉ ፀወታ፥ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ መበል 27 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሸቶ  …

ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሃገራዊ ውድድር፥ ካብ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳራት ከተማን ክለባትን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ብዓለምለኸ መዓቐንታት ዳያኑ ዝተሓረዩ 84 ኣትሌታት ምዝሳተፉ ተገሊፁ። 5፣ 7ን…

መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብዚ ሰሙን 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ። ብመሰረት እዚ ንሰሌዳ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝመርሓ ዘለዋ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ሎሚ መዓልቲ ክጋጠማ እየን። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ። ኣብ ኣሜሪካ ኢውጅን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ነቲ ርሕቕት ብ14 ደቒቓ 00 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ክብረወሰን ዓለም…

ሃድያ ሆሳእና ተዓዋቲት ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ተዓዋቲት መበል 17 ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና። ሃድያ ሆሳእናን ኢትዮጵያ ቡናን ዘራኸበ ፀወታ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ስሩዕ ሰዓት 2 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ መዘነኣ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ። ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናይ መልሲ ፀወታኣ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

መበል 23 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 23 ውድድር ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብቲ እዋን ከም ዝበለኦ÷…

ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኢትዮጵያ  ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም። መበል 47 ስሩዕ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ኣይተ ኢያሱ…

ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዋ። እታ ጋንታ ኣብ ዘበነ ውድድር 2021-22 ምስ ጥሕሰት ፋይናንስ ተተሓሒዙ ብዘይሻራዊ መፃረዪ ኮሚቴ ምርምራ እናተገበረላ ምፅንሑ ተገሊፁ፡፡…

ዋና ፀሓፊት ፊፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊት ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ፋጡማ ሳሞራይ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣማሲየን ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣማሲየን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ኣባላት ካቢኔ…