Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምፅራይ ንፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ስፔንን ጣልያንን ሰዓት 4…
ክሮሺያን ኣልባኒያን ክልተ ማዕረ ተፈላለየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሃገራውያን ጋንታታት ክሮሺያን ኣልባኒያን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ብወገን ኣልባኒያ ላቺ ኣብ መበል 11 ደቒቕን ሆሱላ ኣብ መበል 95 ደቒቕን ሸቶ እንተመዝግቡ÷ ናይ ክሮሺያ ድማ ክራማሪች…
ኣሰናዳኢት ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታታት ክጅመሩ ኢዮም፡፡
በዚ ድማ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብስፔን 3 ን 0 ዝተሰዓረት ክሮሺያ ብጣሊያን 2 ን 1 ምስ ዝተሰዓረት ኣልባኒያ ቀትሪ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ።
መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ከምዝካየድ ካብ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ የ2024 ሃራዊያን ጋንታታ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
መወዳእታ ፀወታ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ብምዃኑ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ…
ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ፈረንሳይ ምስ ኦስትሪያ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፀወታታት መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 እንትቕፅሉ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክግካየዱ ኢዮም፡፡
ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ሮማንያን ዩክሬንን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ከምኡ እውን ቤልጂየም ምስ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት 2 ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት ክልተ ሜዳሊያታት ወርቂ ረኺባ።
ኣብቲ ውድድር ገነት ፀጋዬ ብ57 ኪሎ ግራም ንሩዋንዳዊት መጋጥምታ ብብቕዓት ብምስዓር ሜዳሊያ ወርቂን ናይቲ ውድድር ብልፅቲ ጎሳጢት ጓል ኣንስተይቲን ተባሂላ…
ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
በዚ ድማ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 10 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፖላንድን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ክራኸባ ኢየን፡፡
ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ…
ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሃገራት ዝሳተፋሉ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም።
ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ዝጅምር እንትኸውን፥ ጀርመን ምስ ስኮትላንድ ብዝገብርኡ መኽፈቲ ፀወታ ክፍልም ኢዩ።
ፅባሕ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ሃንጋሪ…
መበል 27 ሰሙን መር ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ተቋሪፁ ዝነበረ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓል ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ።
መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ቀትሪ…