Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሉሲታት ምስ ናይጀሪያ መዘነአን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ምስ ናይጄሪያ መዘነኣ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ። ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ…

ሉሲታት ሎሚ ምስ ናይጀሪያ መዘነአን ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘናኣ ሎሚ መዓልቲ ክትፃወት ኢያ፡፡ ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኔማር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ኮኸብ ኔማር ጁኒየር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡ ጉድኣት እቲ ኔማር 90 ሚሊየን ዩሮ ፈሰስ ብምግባር ነቲ ተፃዋቲ ካብ ፒ ኤስ ጂ ንዘፈረመቶ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ሂላል ዘሕዝን ዜና…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን። ኣትሌቲክስ ዓለም ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2023 ዝርዝር 11 ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ተዓዋቲት 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ…

ኤዲን ሃዛርድ ጫማኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታታት ቼልሲ ሪያል ማድሪድ ኤዲን ሃዛርድ ኣብ 32 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ኩዕሾ እግሪ ምግላሉ ኣፍሊጡ፡፡ ሃዛርድ÷ ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ድሕሪ ምፅምባሩ ብዘጋጠሙዎ ተደጋገምቲ ጉድኣታት ናይ ምስላፍ ዕድል ምስኣኑ ይፍለጥ፡፡…

ኣብ ሪጋ ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና ንዝተሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ ኣብ ሪጋ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፉ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን ሎሚ ኑጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ። ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም÷ ትማሊ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ ፀወታ እቲ ሊግ÷…

ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ደቂ ኣንስትዮ ሪከርድ ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም ፍሬወይኒ ሃይሉ ድማ ካልኣይ ደረጃ ክትሕዝ ክኢላ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣትሌት ሓጐስ ገብረህይወት ነቲ ርቕቐት 12 ደቒቕን 59 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት…

ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ዓለም 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ሪጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ብ5 ኪሎ ሜትሮ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣትሌት እጅጋየሁ ነቲ ርሕቐት 14 ደቒቕን 40 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት…