Browsing Category
ስፓርት
ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም።
ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታታት፥ ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ምስ ጊኒ ክራኸባ ኢየን።
ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ ሰዓት 2፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም…
ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ከምዝተፀምበረ ጋንትኡ ኣፍሊጣ።
ካብ ታሕተዋይ ሊግ ብምዕባይ ንፕሪሚየር ሊግ ግብፂ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ÷ ንኣቤል ያለው ንምፍራም ምንቅስቓስ…
ሃገር ለኸ ቅብብል ሽግ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024 ኣብ መቐለ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ዝካየድ ፓሪስ ኦሎምፒክ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሃገር ለኸ ቅብብል ሽግ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ÷ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ካልኦት…
ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ካዛኪስታን፣ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ናይዚ ዓመት ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ።
እቲ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ7 ደቒቓን 33 ሴኮንድን 85 ማይክሮ ሴኮንድን ብምእታው ከምዝተዓወተ…
ጋና ንሰልጣኒኣ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋና ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ምድብ ዘይምሕላፋ ስዒቡ ንኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታቶም፡፡
ጋና ኣብ 2023 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግምት ሻምፒዮናነት ካብ ሞንጎ ዝተውሃበን ኣርባዕተ ሃገራውያን ጋናትታት ሓንቲ ትኹን እምበር ትፅቢት…
ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋና ክብረ ወሰን ዓለም 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ዘበነ ውድድር ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ…
ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ሃገራውያን ጋንታታት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
11 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ምድብ 6÷ ንሞሮኮ ኣሽራፍ ሃኪሚ ከምኡ እውን ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ካቶምፓ ሙቩምፓ ሽቶታት…
ኢትዮጵያ ካብ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና።
እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ ሎሚ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሞሮኮ መዘናኣ ተፃዊት፡፡
ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ…
ኣብ ማራቶን ታታ ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ታታ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡
ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዝዛዘማ እንትኾና÷…
ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኬፕ ቨርዴ ንሞዛምቢክ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
እተን ሸቶታት ድማ÷ ቤቤ፣ ሜንዴስን ሌኒኒን…