Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ከምትካፈል ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 5 ሕዳር 2023 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኒውዮርክ ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮን ፍርቂ ማራቶንን ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ከምትካፈል ተገሊፁ።
ኣትሌት ለተሰንበት ኣብ ዝሓፈ ዓመት ኣብ ቫሌንሲያ ዝተኻየደ…
ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፦
ኣብ ምድብ A: ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ
ኣብ ምድብ B፡ ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ…
ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ፌዴሪኢ ቀጀላ መርዳሳ፣ ሓጋዚት ኮሚሽነር…
ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።
ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ጀኬቲ ኩዊንስ ዝገጠመት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ÷ ስሩዕ ፀወታኣ ብማዕረ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳ ፔስት ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…
ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ክግበረሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ከምዝግበረሉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ዝተኻየደ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 6ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ዓለም 6ይ ካብ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።
ኣብ ቡዳፔስት ስታዲየም ናሽናል ኣትሌቲክስ ሴንተር ካብ 13 ነሓሰ 2015 ጀሚሩ እናተኻየደ ዝቐነየ ሻምፒዮና ትማሊ…
ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ኣፍሪካ ሻምፒየንስ ሊግ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ኩዕሾ እግሪ ዛንዚባር ኬ ኤም ኤም ብበፂሕኻ መልሲ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡
ካብ ሜዳኣ ወፃእ 2 ን1 ብምስዓር ዝተመሰት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ…
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ክዛዘመ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ንሓደ ሰሙን እነተኻየደ ዝቐነየ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክዛዘመ ኢዩ።
ምሸት ሰዓት 3፡10 ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍፃመ ደቂ ተባዕትዮ 5 ሺሕ ሜትር÷ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጄልቻ፣…
ኢትዮጵያ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ንሃገሩ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኡ።
ኣብቲ ውድድር ዩጋንዳዊ ኣትሌት ቪክቶር ኪፕላጋት ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲሩ።
እቲ ውፅኢት…