Browsing Category
ስፓርት
ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍፃሜ ውድድር ሓሊፈን፡፡
ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቕ 02 ሰከንድን 46…
ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንምስታፍ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ዝገበረት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ።
ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ዝተፃወተት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ÷ 2 ን 1…
ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ፅዋዕ ዓለም 2023 ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍፃመ ፀወታ ደቂ ኣንስትዮ ፅዋዕ ዓለም 2023 ስፔን ንእንግሊዝ 1 ን 0 ብምስዓር ንፈለማ እዋን ተዓዋቲት ኮይና።
ኣምበል እታ ሃገራዊት ጋንታ ኦልጋ ካርሞና ኣብ መበል 29 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ ስፔን ክትዕወት ክኢላ።
ሓላዊት ልዳት…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ምሸት ሰዓት 1፡25 ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ውድድር÷ ኣትሌታት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ይስማው ድሉን ትፅቢት ይግበረሎም፡፡
ብካሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት…
ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ።
ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣…
ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር።
ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣ ጉዳፍ ፀጋይ፣…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፎም።
ኣብ ምድብ ሓደ ዝተወዳደረ ኣትሌት ጌትነት ዋለ 8:19.99 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው…
ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን።
እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ…
ቲዮ ዋልኮት ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናልን ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ቲዮ ዋልኮት ኣብ 34 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ፕሮፌሽናል ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ።
ዋልኮት ንናይቁልዕነት ጋንትኡ ኣርሰናል ልዕሊ 100 ሸቶታት ዘመዝገበ እንትኸውን÷ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ 47…
ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣትዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ኢዩ ተጓዒዙ።
ካብ መንጎ ኣባላት እቲ ልኡኽ መዳሊያ ከምፅኡ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌት…