Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምሕዝነታዊ ፀወታ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረ ማሪያምን÷ ክልተ…

ኣብ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ። እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ክትራኸብ ኢያ። እዚ ፀወታ እንተስዒራ÷ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ድማ…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ካብ ዝተዛዘመ ውድድር ዓመት ንደሓር ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምሻም ኣብ ምድላው ከምዝርከብን ምስ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ድርድር…

ኣብ ዳይመንድ ሊግ ለንደን ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይምንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ፡፡ ጉዳፍ ፀጋይ እቲ ርሕቐት ንምዝዛም 14 ደቒቕ 12 ሰከንድ ዝወሰደላ እንትኸውን÷ ንተናሓናሕታ ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ብያትሪስ ቺቤትን ብምቕዳም ኢያ ብዓወት…

ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ንብዙሕ ዓማውቲ ኣገልግሎት ዝሃበ ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ። ሳላዲን ሰይድ ን15 ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ጋንታን ዝተፈላለያ ጋንታታትን ምጭዋት ዝኸኣለ እንትኸውን ኣብ መበል 37 ዕድሚኢ…

ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብ ጃፓን ፎካካ ኣብ ዝሳለጥ ሻምሪዮና ኢትዮጵያ ብሓደ ወዲ ተባዕታይን ጓል ተንስተይቲን ኣትሌታት ብ50 ሚትሮ ሓመሳ ክትካፈል ኣያ።…

ማንቼስተር ዩናይትድን ኢንተር ሚላንን ኣብ ጉዳይ ዝውውር ኦናና ኣብ ስምምዕ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ካሜሩናዊ ሓላዊ ልዳት ኣንድሬ ኦናና ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ። እታ ጋንታ÷ 47 ነጥቢ 2 ሚሊየን ፓውንድ ናይ ዝውውር ገንዘብ ንምኽፋል ኢያ ምስ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢንተር ሚላን ኣብ ስምምዕነት…

ሉሲታ ንቻድ መዘነኦም ኣብ መልሲ ፀወታ ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንቻድ መዘነኣ ብመልሲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ 2024 ደቂ ኣንስትዮ ኩዕሾ እግሪ÷ ሃገራዊት ጋንታ ደቂኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ቻድ…

መስኮት ዝውውር ተፃወትቲ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል 8 ሓምለ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ተፃወትቲ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል 8 ሓምለ ጀሚሩ ከምዝኽፈት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መስኮት ዝውውር ካብ 8 ክሳብ 25 ሓምለ 2016 ዓ.ም ከምዝፀን ተገሊፁ፡፡…

ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ገሊፁ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም ርእዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ሕድሳቱ…