Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ኣፍራዪ ዕጥቂ ጎፈሬ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ኣፍራዪ ዕጥቂ ጎፈሬ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ብመሰረት እቲ ውዕል፥ ንቐፃሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ክልቲኡ ፆታ ንውድድርን ልምምድን ዝኸውን ጥዕቂ ከቕርብ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ፀሓፊ…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 1500 ሜትሮ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር 1500 ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዲተን። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 3 ደቒቕ 54 ሰኮንድን 03 ማይክሮ ሰከንድን ቀዳመይ ብምዃን…

ፒኤስጂ ንመበል 11 ግዜ ዋንጫ ሊግ 1 ፈረንሳ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፒኤስጂ ብሸቶ ሊዮነል ሜሲ ንመበል 11 ግዜ ዋንጫ ሊግ 1 ፈረንሳ ዓቲራ። ሜሲ ኣብ መበል 59 ደቒቕ፥ ኪልያን እምባፐ ዘቐበሎ ኵዕሶ ናብ ሸቶ ብምቕያር ፒኤስጂ ማዕረ ገይርዋ። ፀወታ ብማዕረ ምዝዛማ ስዒቡ እታ ክለብ ተዓዋቲት ናይዚ ዓመት ዋንጫ…

ኢንተርናሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ዋና ዳኛ ብምዃን ፀወታ ፍፃመ ሻምፒንስ ሊግ ኣፍሪካ ክመርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንተርናሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ዋና ዳኛ ብምዃን ፀወታ ፍፃመ ሻምፒንስ ሊግ ኣፍሪካ ክመርሕ ኢዩ። እቲ ፀወታ ኣል ኣህሊ ምስ ዋይዳድ ካዛብላንካ ዝገብርዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ከምዝገለፆ፥ እቲ ፀወታ 4…

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ብኖቲንግሃም ፎረስት ምስዓራ ስዒቡ ማንቸስተር ሲቲ ገና ሰለስተ ፀወታታት ተሪፍዋ እንከሎ'ያ ቻምፕዮን ምዃን ኣረጋጊፃ ኢያ። በዚ ድማ፥ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ብምዃን ሽማ ኣበሪኻ ኣላ። ማንቸስተር ሲቲ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ደሕቲ 6 ዓመት ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ። ቤንች ማጂ ቡና ብኣዲስ ከተማ ክፍለ ከተማ 2 ን 1 ምስዓሩ ስዒቡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ከምዘረጋገፀ ተሓቢሩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን…

ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ትማሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ እንትትዕት…

ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ። ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥  ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ። …