Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ቦስተን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ቦስተን ብክልቲኡ ፆታ ከምዝሳተፉ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም። ብደቂ ኣኒስቲዮ ሻምፒዮና ማራቶን ዓለም ጎይተይቶም ገብረስላሴን ወናኒት ክብረ ወሰን ብሄራዊ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ አማኔ በሪሶን ኣብቲ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ። እቲ ጋንታ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣልጀርስ እንትበፅሕ ብባህላዊ ሙዚቃ ኣልጀሪያ ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብ ምድብ ሓደ ምስ ኣልጀሪያ ከምኡውን ሞዛምቢክን ሊቢያን ፀወተኦም…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ኣልጄሪያ ኣምሪሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ቻን) ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ኣልጄሪያ ኣምሪሓ። እቲ ውድድር ድሕሪ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር ኣብ ውሽጢ ኃገርን ካብ…

2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ፣ ላዕለዋይ ሊግን ትሕቲ 20 ዓመት ፕሪሚየር ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ÷ 2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ 26 ለካቲት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር…

ብረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ፡፡ ዕላማ ጉዕዞ እቲ ልኡኽ÷ ተወለድቲ ትግራይ ኣትሌታት ምስ ስድረኦም ምርኻብ ከምዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ…

ሮቤርቶ ማርቲኔዝ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ቤልጂየም ሮቤርቶ ማርቲኔዝ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ኮይኖም፡፡ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ማርቲኔዝ÷ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ዝተሰናበቱ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ፈርናንዶ ሳንቶስ ብምትካእ ኢዮም ሎሚ ኣሰልጣኒ…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ኤልጎይባር ውድድር ኣቋፂ ሃገር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ኤልጎይባር ሁዋን ሙጌርዛ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ኣቋፅ ሃገር ተዓዊቱ። ኣትሌት ሰሎሞን እቲ ርሕቐት ብ33 ደቒቕን 14 ሴኮንድ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ክወፅእ ክኢሉ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት ትውለደ…

ኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ቮሊቦል ንኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ሂቡዎ። ብመሰረት እዚ÷ ካብ ሙኩር ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ኣለማየሁ ሸዋታጠቅ ቀፂሉ ኣማኑኤል ሰኢሳያስ ካልኣይ ኢትዮጵያዊ ኮይኑ፡፡ ኣማኑኤል ኣብዚ…

ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ  ብምዃን ዳግም ተመሪፆም

አዲስ አበባ፣ ታኅሣሥ 28፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)  ብምዃን ዳግም ተመሪፆም። ሓፈሻዊ ጉባዔ መረፃ ሴካፋ÷ ኣመራርሓታት ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣባል…

ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ ተባሂሉ። 15 ጥሪ 2023 ዓ.ምፈ. ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣራምኮ ሂዩስተን ኢያ ናብ ውድድር ክትምለስ። ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኤምሊ ሲሰንን ኢትዮጵያዊት ህይወት…