Browsing Category
ስፓርት
ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጋንታ ናብ ሞሮኮ ዝገብሮ ጉዕዞ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጋንታ ንቻን ውድድር ምድላው ናብ ሞሮኮ ዝገብሮ ጉዕዞ ጀሚሩ።
እቲ ብሄራዊ ጋንታ ናብ ግብፂ ካይሮ በረራ ዝገበረ እንትኸውን፥ እቲ ጋንታ ቅድሚ ደቓይቕ ብሰላም ካይሮ ከምዝበፅሐ ተፈሊጡ።
እቲ ብሄራዊ ጋንታ ንሒደት ደቓይቕ…
ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ተምሃሮ ፓን ኣፍሪካኒዝም ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ተምሃሮ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣብ ከተማ ኣዳማ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ሻምፒዮና ዝተረኸቡ ዋና ፀሓፊ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ባህሩ ጥላሁን÷ ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ተምሃሮ ፓን…
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣቋራፂ ሃገር ኢንተርናሽናል ጃንሜዳ ሻምፒዮን ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሻምፒዮና 10 ሺሕ ሜትሮ ዓለም ለኸ ውድድር ጉያ ኣቋራፂ ሃገር ጃንሜዳ ኮይና፡፡
መበል 40 ውድድር ጉያ ጃንሜዳ ኢንተርናሽናል ምቁራፅ ሃገር ብድብልቕ ሪሌ ተኻይዱ።
እቲ ውድድር ሎሚ መዓልቲ ንመበል 40 ግዜ ኣብ ከተማ…
ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ኩዕሶ እግሪ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ሱዕዲ ዓረብ ፈሪሙ
እቲ ወዲ 37 ዓመት ካብ ማንችስተር ዩናይትድ ድሕሪ ምፍልላዩ ናብ ኣል ናስር ንምፅንባር ምውሳኑ ይዝከር።
ብመሰረት እዚ ኣብታ ጋንታ ንክልተ ዓማውቲ ዘፅንሖ…
ብራዚል ብምኽንያት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ 3 ናይ ሓዘን መዓልቲታት ኣዊጃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብምኽንያት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ 3 ናይ ሓዘን መዓልቲታት ኣዊጃ።
ፕሬዚዳንት ብራዚል ጃዬር ቦልሶናሮ ወዲ 82 ዓመት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ ስዒቡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጆም።
ብራዚላውያን ብናይ ኩሉ…
ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ብራዚላዊ ኮኸብ ፃዋታይ ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን እናገለፁ ይርከቡ።
ነበር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ሮናልዶ ሉዊስ ናዛሪዮ ዴሊማን ሮናልዲንሆ ጎቾን ብሕልፈት እቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።…
ብራዚላዊ ውሩይ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፔለ ኣብ 82 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ ፔለ፡ ኣብ መበል 82 ዓመቱ ዓሪፉ።
ፔለ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዝፀንሓሎም 21 ዓመታት ኣብ 1368 ፀወታታት 1 ሺሕን 281 ሸቶታት ኣመዝጊቡ'ዩ።
ንሃገሩ ብራዚል ወኪሉ ኣብ ዘካየዶ 92 ግጥማት ድማ 77 ሸቶታት…
ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ።
እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ብምኽንያት ፅዋዕ ዓለም ኳታር ንሓደ ወርሒ ተቛሪፁ ዝፀንሐእንትኸውን÷ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ድሮ…
ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ኣብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርጀንቲና ናብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ኣይረስ እንትትበፅሕ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ።
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀር ህዝቢ ኣርጀንቲና ናብ ጎደናታት ቦነስ ኣይረስ ብምውፃእ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩላ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት…
ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ሞንጎ ኣርጀንቲናን ፈረንሳይን ክካየድ ኢዩ።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን 20 ሕዳር 2022 ኣብ ኳታር ዝጀመረ እቲ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 መዛዘሚኡ…