ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ዝበለፁ 20 ክፍለዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ርቴፊሻል ኢንተለጀንስን እሁድ ኤኣይን ብምትሕብባር ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ኣሰናዲኡ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ጥዕናን ኮይኖም…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ዓውዲ ጥዕናን ኮይኖም ተሸይሞም።…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ – ወርቁ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስትዩትዩት…
ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተባህለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ኣብ ቴሌብር ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተብሃለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ብቴሌብር ኣጀሚሩ፡፡
እቲ ኩባንያ ምስ…
ግሪኽ ትሕቲ 15 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ማሕበራዊ ሚዲያ ክትክልክል ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ግሪኽ ትሕቲ 15 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝኽልክል ሓዱሽ ሕጊ ኣውፂኡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር…
ልዕሊ 33 ሺሕ ሰባት ኣብ ውድድር ሙዚቃ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ንምስታፍ ተመዝጊቦም – ኢንስቲትዩት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 33 ሺሕ ሰባት ኣብ ውድድር ሙዚቃ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ንምስታፍ ተመዝጊቦም ክሳብ ሕዚ 589 ሰባት ስራሕቶም ኣቕሪቦም ኢሉ …
ዚምባብዌ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ዕላዊ ገይሮም።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…
ቴሌግራም ኣካውንቶም ኣብ ሰረቕቲ ሓበሬታ ከይወድቕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍሓት ኣብ ረብሓ ዝርከብ ቴሌግራም ናይ መብዛሕትኡ ንግዲን ማሕበራዊ ርክብን ማእኸል ኮይኑ ይርከብ።
ነገር ግን ኣድላዪ…
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም፡፡
እተን ትካላት ኣብ…