ኣፕል ኣይፎን 15 ዝተብሃለ ሓዱሽ ተንቀሳቓሲ ስልኪ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፕል ‘ኣይፎን 15’ ዝተብሃለ ሓዱሽ ተንቀሳቓሲ ስልኪ ንተጠቀምቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ኩባንያ÷ ነቲ ፍርያት ሓዱሽ ተንቀሳቓሲ…
ኢትዮጵያውያን ተመራመርቲ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀ ሰባት መፅሄት ታይም ተኻቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያውያን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀ ሰባት መፅሄት ታይም ኣሜሪካ ተኻቲተን።…
ምልማዕ ቴክኖሎጂ ደበና ዘበረታትዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮን ብምጥቃም፣ ብግራውንድ ጀኔሬተርን ናይ ርሕቐት መቆፃፀሪን ብምጥቃም ሎሚ ዝተገረ ፈተነ ደመና ምዝናብ ቴክኖሎጂ ውፅኢታዊ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…
መንኮራኹር ሩስያ ኣብ ወርሒ ተሓምሺሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉና-25 ዝተብሃለት ሰብ ኣልቦ መንኮራኹር ሩስያ ካብ ቁፅፅር ድሕሪ ምውፃኣ ኣብ ወርሒ ከም ዝወደቐት ሰበመዚ እታ ሃገር ገሊፆም።
ሩስያ…
ብዓውዲ ልምዓት ኣይሲቲን ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ብሓባር ንምስራሕን ምትሕብባር ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኮርፖሬሽን ትካል ኣቕራቢ ኣይሲቲ ሶሉሽንስ “ዜድ ቲ ኢ” ቻይና ብዓውዲ ልምዓት ኣይሲቲን ዲጂታል…
ብክብረወሰን ዋጋ ዝተሸጠት ሞዴል 2007 ኣይፎን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ኣብ 2007 ዘገልገለት ኣፕል ኣይፎን ታሪኽ ከምዘመዝገበት ተገሊፁ።
ኣብ መጀመርታ ብ599 ዶላር ትሽየጥ ዝነበረት እዛ ኣይፎን ካብ…
ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣብ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ።
እቲ ኩባኒያ ንፈለማ እዋን ዘፋለጦ ቴሌፎን ዘመናዊን ዓለም…
ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት…
ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ።
ሕብረት ኣውሮፓ፥ ጉግል፣ ሜታ፣ ማይክሮሶፍት፣ ቲክ ቶክን…