ናሳ ቀረባ ብዝኾነ ርሕቐት መንኮራኹር ንምሕላፍ ፃዕሪ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣቢያ ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ፓርከር ሶላር ፕሮብ ንፀሓይ ቀረባ ብዝኾነ ርሕቐት መንኮራኹር ንምሕላፍ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝኾነ…
15 ሚሊየን ጊጋ ባይት ሓበሬታ ናይ ምኽዛን ዓቕሚ ከምዝተሃነፀ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ 15 ሚሊየን ጊጋ ባይት ሓበሬታ ክኽዝን ዝኽእል ዓቕሚ ከምዝሃነፀት ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡…
መጥቃዕቲ ሳይበር ብኸመይ ምቁፅፃር ይከኣል?
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲታት ሳይበር ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምቁፅፃር ከምዝከኣል ይንገር፡፡
ካብ ሞንጎ እዞም ሜላታት መቆፃፀሪ መጥቃዕቲታት ሳይበር ስዒቦም…
ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ጠለበን እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ብተጠቀምቲ ጠለበን እናወሰኸ ምምፅኡ ኣቕረብቲ ተሸከርከርቲን…
ኢትዮጵያ 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ንምጥቃም ትሰርሕ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኣብ ረብሓ ንምውዓል እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ትራንስፖርትን…
ጉዳይ ቀረፅ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ 15 ሚኢታዊ ቀረፅ ጉምሩክ ዝቑረፀለን ዝነበረ 5…
ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣምን ኣብ ጉዳያት ቴክኒክ ሓቢርካ ንምስራሕን ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥…
ኣብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ኣዲስ ኣበባ ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝዓደጋ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ኣዲስ ኣበባ ኣቲያ።
መገዲ ኣየር…
ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ዓ.ም.ፈ ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ጂ.ኤስ.ኤም.ኤ…