ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።
እቲ ውድድር ካብ…
ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሻውዓይ ጉባኤ መፍለዪ ማንነት ኣፍሪካ ተሳቲፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተወከለ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝተሳተፍሉ ኣብ መበል ሻውዓይ ጉባኤ መፍለዪ ማንነት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ተሳሊጡ።…
ዋትሳፕ ተጠቀምቲ ዝልኣኹዎ መልእኽቲ “ኤዲት” ንክገብሩ ከፍቅድ’ዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋትሳፕ፥ ተጠቀምቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምልኣዀም ኣብ ውሽጢ 15 ደቓይቕ ነቲ ዝልኣኽዎ መልእኽቲ ክእርሙ ወይ “ኤዲት” ክገብሩ ከፍቅደሎም ምዃኑ…
ቻይና “ቺፕ” ንዘፍርይ ኣሜሪካዊ ኩባኒያ ኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣሜሪካዊ ትካል መፍረ ሜሞሪ ቺፕ ዝዀነ ማይክሮን ቴክኖሎጂ ዝተሰርሐ ፍርያት ንሃገራዊ ድሕነት ሓደጋ ምዃኑ ገሊፃ።
ተቖፃፃሪ…
ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ካብ 7 ክሳብ 8 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…
ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምጥያሽ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕን ማሕበር ኣክሲዮን ምድር ባቡር ሮሊንግ ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምፍራይ ዘኽእል ልዝብ…
ኩባኒያታት ሩሲያ ብዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘተ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘተ ተገይሩ።…
ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ኣካፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ምሁራንን ተምሃሮ ዩንቨርስቲን ኣካፊሉ።
እወንታዊ ልምዲ ህዋ ሳይነስ ሩሲያ…
ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ…