Browsing Category
Uncategorized
ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሌክሲስ ላሜክ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ…
ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታውነት ኢንዱስትሪታት የረጋግፅ ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘፈር ምፍራይ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታውነት ኢንዱስትሪታት የረጋግፅ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ።
ኣመራርሓን ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት…
ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ምፍናው ይግበረሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ካብ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ኣብ ፒያሳ ናብ ዝርከብ (በኒ) መስጅድ ምፍናው ይግበረሉ ኣሎ።
ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ከባቢ ላንቻ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ን40 ዓመታት…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣቦ መንበር ቦርድ ሲኣይኤፍኤፍ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ መስራቲን ኣቦ መንበር ቦርድን ችልድረን ኢንቨስትመንት ፈንድ ፋውንዴሽን (ሲኣይኤፍኤፍ) ሰር ክሪስቶፈር ሆን ተዛቲዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኣብ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ-ካረቢያንን መበል ካልኣይ ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም።
ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ኣብ…
ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ – ኣይተ ዮናስ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኦቪድ ግሩፕ ኣይተ ዮናስ ታደሰ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ ኢሎም፡፡
እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ÷ ኦቪድ ግሩፕ ፀገም ገዛውቲ ኣብ ውሱን ከባቢታት…
ምድላው ሆቴላት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ንዝካየዱ ዓለም ለኸ ጉባኤታት …
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆቴላት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጳጉሜንን መስከረምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየዱ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ጉባኤታት ኣድላዪ ምድላው እናገበራ ይርከባ ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ፡፡
ቅነ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት፣ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ…
ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣካል ከይዲ ዘተ ንምግባር ኩሎም ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ሕትመት 32 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዘበነ ትምህርቲ 2018 ዝኸውን 32 ሚሊየን ሕትመት መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምክያድ ተተሊሙ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊፁ።
ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ቡልቶሳ ኢርኮ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብ ቀፃሊ ዓመት…
መደመር ብሄራዊ ምርድዳእን ዘላቒ ልምዓትን ዝሃንፅ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 6፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣም ፋራህ ኣምር መደመር ብሄራዊ ምርድዳእን ዘላቒ ልምዓትን ዝሃንፅ ኢዩ ኢሎም፡፡
መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ ጋና ኣክራ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ኣይተ ኣደም…