Browsing Category
Uncategorized
ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢኮዋስ ታቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ማሕበረሰብ ኢኮኖሚ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ (ኢኮዋስ) ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ታቲዮም።
ኣምባሳደር ተስፋዬ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን…
መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ ኬንያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ትካል በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኢጋድ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣብቲ ጉባኤ ኣብቲ ከባቢ ዘጋጠመ ድርቂ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት፣ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን…
ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ተገይሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ሓምለዋይ ኣሰር 2014…
1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 68 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 753 ደቂ ተብዕትዮን 209…
“ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ሓድነት እዩ” ክብላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ሰላም፣ ሓድነትን ምትሕብባርን እዩ” ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን።
“ኣዲስ ኣበባ ናይ ሰላምን ሓድነትን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከተማ ሓቆፍ ምንቅስቓስ…
መንግስቲ ምኽረ ሓሳብ ውፅት ምርመራ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰል ተግባራዊ ንምግባር ዘለዎ ድልዉነት ዝበረታታዕ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምኽረ ሓሳብ ውፅት ምርመራ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰል ተግባራዊ ንምግባር ዘለዎ ድልዉነት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ራኬብ መሰለ፥ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት…
በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ
አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 21 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይ ኣለማየሁ ጢሞቴዎስ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ልዑል ህዝቢ ዝተረኸበሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ…
ዓል ዓርቢ ስቕለት ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ፆም፣ ፀሎትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታትን ኢዩ ተኸቢሩ።
ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ክሪስቶፈር ኤሊያስ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ እቲ ፋውዴሽን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት…
397 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)397 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም።
ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 831 ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን መፅንሒ ቦታን ሃገረ ስዑድ ዓረብ ሳኡዲ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ከኣትዉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
እቶም ተመለስቲ ኣብ ስዑድ…