Browsing Category
Uncategorized
ኔይማር ብምኽንያት ጉድኣት ካብ ክልቲኦም ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኔይማር ጁኒየር ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ።
ኔማር ትማሊ ምሸት ብራዚል ምስ ሰርቢያ ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ዓካሪቶ ኢዩ ካብ ምድብ ፀወታ…
ዝተሰረዘ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት ቢሮ ልምዓት ኣባይቲ እቲ ምምሕዳር ያስሚን ወሃቢረቢን ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም።
እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ ይፍለጥ፡፡…
ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ሰሜን ዘስካሕኽሕ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ኣብ…
ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ዝተፈላለዩ ሽመታት ሓለፍቲ ስራሕ ኣፅዲቑ።
ብመሰረት እዚ፦
ዶ/ር ቀነኣ…
በዓል ኢሬቻ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሾፍቱን ብሚሊየን ዝቑፀሩ ተሳተፍቲ ዝተዓደሙሉ በዓል ኢሬቻ ሆረ-ፊንፊኔን ሆረ-ሃርሰዴ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን…
“ዮ ማስቃላ” መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ጋሞ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን 2015 ዓ.ም ብሄረ ጋሞ “ዮ ማስቃላ” ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ሚኒስቴር ጉዳያ…
ጎንፂ ዘለዓዕሉ ፅሑፋትን ተንቀሳቐስቲ ነገራትን በዓል ዳሜራ ናብ ዝኽበረሉ ቦታ ሒዝካ ምምፃእ ዝተኸልከለ እዩ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽፋን ሃይማኖት ፖለቲካዊ ኣጀንዳታት ምንፅብራቕን ምውዕዋዕን ግቡእ ከምዘይኮነ ብምግንዛብ ካብ ስነ-ስርዓት በዓል ዳሜራ ወፃእ ህውከት ዘለዓዕሉ ነገራት እቲ በዓል ናብ ዝኽበረሉ ቦታ ሒዝካ ምምፃእ ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን…
ዩናይትድ ካፒታል ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣለሻን ልምዓትን ተፈጥሮ ጋዝ ንምውፋር ድሌት ኣርኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ካፒታል ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣለሻን ልምዓትን ተፈጥሮ ጋዝ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር መዓድን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብልኡል ጆርዳን ኣባስ ቤን ዓሊ ቤን ናይፍ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዩናይትድ ካፒታል…
ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ገይሮም።
ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ሙሉነህ ፈይሳ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…