Browsing Category
Uncategorized
ዩኒሴፍ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዝተማለአ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ።
ኣማኻሪ ሪጅናል ቢሮ ሓለዋ ህፃናት እቲ ትካል ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪኻሪ ኣንደሪው በሮክስ፥ ምስ…
ፀገም ፀፅታ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝተፈለየ መቑረፂ ነጥቢ ንምውሳን ዘገድድ ትንተና ውፅኢት ስለዘይተረኸበ ብስሩዕ መቑረፂ ነጥቢ ክተኣናገድ ተገይሩ ኢዩ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝተፈለየ መቑረፂ ነጥቢ ንምውሳን ዘገድድ ትንተና ውፅኢት ስለዘይተረኸበ ብስሩዕ መቑረፂ ነጥቢ ክተኣናገድ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ ምስ ውፅኢት ፈተና…
ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ፀጋዬ ተክለሃና ንኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ሚስኪ መሓመድ…
1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ጉባኤኡ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ።
ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን እቲ ፓርቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ብዝገበሩዎም ኣኼባታት ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታን…
ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ጋነግ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣይተ ዛን ዱዌር ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ።
እቲ ውልቀ ሰብ ቅድም ክብል መንግስቲ እቲ ክልል…
ካቢኔ ክልል ሶማሌ ፍርቂ ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ንኽፀድቕ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ክልል ሶማሌ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ፍርቂ ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ንኽፀድቕ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ተወሳኺ በጀት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንሓደጋ ድርቂ ምላሽ ዝውዕል ከምዝኾ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብፍላይ ንመዕደጊ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ምግቢ፣…
መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ትካል ገባሪ ሰናይ ሽልማት እወንታዊ ሰብ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት እውን ንኢትጵያ እወንታ ዝሓሰቡን ዝገበሩን ኢትዮጵያውያን ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ እናተውሃበ…
ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕዚ እውን ምትንዃዩ ከምዝቐፀለ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ክልላዊ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሚካኤል ጆን ደንፎርድ ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ብዝፈፀሞ ወራር ብዙሓት ሰብኣዊን…
በዓል ጥምቀትብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
በቢዓመቱ 11 ጥሪ ዝኽበር በዓል ጥምቀት፥ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ምስ ሕብረተሰብ ተዋዲዱ ብምስርሑ…
ደቂ ሃገር ምዃንኩም ክተርእዩ ንዝቐረበልኩም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ዝመፃእኹም እንኳዕ ደሓን መፃእኹም – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ደቂ ሃገር ምዃኖም ንኸርእዩ ዝቐረበሎም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ንዝመኡ ዳያስፖራ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎምም።
ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ…