Browsing Category
Uncategorized
ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ካልኦት ክፋላት እታ ሃገር ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ተመዛቢሎም ንፀገም…
ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሮጲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሮጲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሮጲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሮጲ ኣመሪቑ።
እቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ 2013 ዓ.ም ካልኣይ ዙር ህንፀት ካብ ሞንጎ ዝተጀመሩ ኣቢያተ ትምህርቲ ፈላማይ ዝኾነ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ…
ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ብዕቱብ ክትጥቀም ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ንምጥቃም ብትኹረት ክትሰርሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ፕሮፌሰር ሳራ ኣንያንግ ኣግቦር ተዛሪበን።
ሕብረት ኣፍሪካ እታ ኣህጉር ንዘይተጠቐመትሎም ሓሳባት ህዋ ሳይንስን ፓን…
ሓደ ሚሊየን ብር ዘሽልም ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ካብ ዝመሓላለፉ መደባት መዘናግዒ ሓደን ቀንዲን ዝኾነ ፋና ላምሮት ኣብ ዘካይዶ ውድድር ድምፃውያን ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ካካየድ ኢዩ።
እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ 8ይ ምዕራፍ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ድምፃውያን፥…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ሃገራት ዝገብረኦ ሰብኣዊ ሓገዝ ክብ ንምባል ድሌት ኣርኢየን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምድንጋር ዘለዎም ወገናት ግንዛብ ኣብ ምሃብ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ዲና ኣብ ናይ ትማሊ…
ብወገን ማይፀብሪ ወረራ ንምፍፃም ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ ተመሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ማይፀብሪ ናብ ክልል ኣምሓራ ንምእታውን ወረራ ንምፍፃምን ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ እናተመለሰ ምዃኑ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ተዛሪቦም።
እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ግድብ ህዳሰ ንሃገራት እቲ ከባቢ ዝተርፍ ረብሓ ኣለዎ – ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ም/ሚ/ር
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህዲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ዴንግ ዳው ኣብ እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡
ኣምባሰደር ነቢል ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ድርድር ግድብ…
ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ምፍናው ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣፋኒየን።
እተን ሚኒስትር ዓውዲ ኪነ ጥበብ ሓድነት ኣብ ምሕላው ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዓብዪ ኣበርክቶ ነይሩዎ ኢለን።
ኢትዮጵያዊነት ኣብ…
2 ሺሕን 631 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 631 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…