Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

Uncategorized

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሃገራት ዝገብረኦ ሰብኣዊ ሓገዝ ክብ ንምባል ድሌት ኣርኢየን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምድንጋር ዘለዎም ወገናት ግንዛብ ኣብ ምሃብ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ናይ ትማሊ…

ብወገን ማይፀብሪ ወረራ ንምፍፃም ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ማይፀብሪ ናብ ክልል ኣምሓራ ንምእታውን ወረራ ንምፍፃምን ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ እናተመለሰ ምዃኑ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ተዛሪቦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ግድብ ህዳሰ ንሃገራት እቲ ከባቢ ዝተርፍ ረብሓ ኣለዎ – ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ም/ሚ/ር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህዲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ዴንግ ዳው ኣብ እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሰደር ነቢል ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ድርድር ግድብ…

ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣፋኒየን። እተን ሚኒስትር ዓውዲ ኪነ ጥበብ ሓድነት ኣብ ምሕላው ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዓብዪ ኣበርክቶ ነይሩዎ ኢለን። ኢትዮጵያዊነት ኣብ…

2 ሺሕን 631 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 631 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…

መረፃ ኣብ ዝተዛዘመለን ቦታታት ጣቢያታት መረፃ ምዕፃውን ስራሕቲ ቆፀራ ምጅማር ከምዝከኣልን ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት መሪፆም ኣብ ዝዛዘሙሎምን ንምምራፅ ሪጋ ዝሓዙ ዜጋታት ኣብ ዝተዛዘመለን ጣቢያታት መረፃ ምዕፃውን ስራሕቲ ቆፀራ ምጅማርን ከምዝከኣል ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትየጵያ ኣፍሊጡ። ከይዲ ሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ቀፂሉ እናተኻየደ ከምዝኾነ እቲ…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ብምርካብ ድምፂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ ትሽዓተ ብምርካብ ድምፂ ሂበን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብ ጣብያ ምርጫ ደንዲ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ጣብያ ምርጫ ደንዲ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣብ ከተማ ደሴ ናውቲታት ምርጫ ናብ ጣቢያታት ምርጫ ምብፃሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ናውቲታት ምርጫ ናብ ጣቢያታት ምርጫ ምብፃሕ ከመዝተጀመረ ሓላፊ ክልል ምርጫ እታ ከተማ ኣፍሊጦም። ሓላፊ ክልል ምርጫ እታ ከተማ ኣይተ ዮሀንስ አሰፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቶም ናውቲታት ፅባሕ ሰንበት ተወከልቲ…