Browsing Category
Uncategorized
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ፈልሲ ብምትካል ኣሰሮም ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ብምስታፍ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እተን ትካላት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡
ኣብ…
ናህሪ ዋጋ ናብ 14 ሚኢታዊት ምንካይ ተኻኢሉ-ብሄራዊ ባንኪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣብ ‘ዚ ባጀት ዓመት ናህሪ ዋጋ ናብ 14 ሚኢታዊት ምንካይ ተኻኢሉ ኢሎም።
ኣይተ ማሞ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 11 ኣዋረሕ ብሄራዊ ባንኪ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላን፣ ባጀትን ፋይናንስን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ኢትዮጵያን ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ኣብ ምትሕብባር ልምዓት ርክቦም ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣምበሮይስ ፋዮሌ ኣብ ምትሕብባር ልምዓትን ኢንቨስትመንት ብምድሃብ ተዛቲዮም።
ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ÷ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢኮኖሚን…
ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ።
‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…
ኢትዮጵያን ስዊዲንን ክልቲኣዊ ዝምድና ንምዕባይ ተስማዕሚዔን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዲንን ኣብ ልምዓት ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይን ክልቲኣዊ ርክበን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዔን፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዲን ዲያና ጃንሴን ኣምባሳደር ስዊዲን ኣብ…
ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ…
ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ናብ ታይላንድ ካብ ሞንጎ ዝተሳገሩ 133 ኢትዮጵያዊያን እቶም…
ኢጋድ ዓቕሚ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምጉልባት ስራሕ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዓቕሚ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምጉልባት ስራሕ ኣጠናኪሩ ከምዝቕፅል ዋና ፅሓፊ እቲ ትካል ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ዋና ፅሓፊ ኣብቲ ትካል ዝተሰናደአ ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ደቂ ኣንስትዮ…
ብደገፍ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ቤተ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብደገፍ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ካልኣይ ብርኪ ቤተ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብምዝዛም ኣገልግሎት ከምዝህብ ተገሊፁ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ገብረመድህን ወልደ ጊዮርጊስ፥…
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህወሓት ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን (ህወሓት) ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ከምዝኣገዶ ኣፍሊጡ።
እቲ ቦርድ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መረጋገፂ ሕጋዊ ሰብነትን ምዝገባን ተዋሂቡዎ ከምዝነበረ…