Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ።
ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝሓበሮ፥ ሞስኮቫ ዝተብሃለት ተሸካሚት ሚሳኤል መርከብ ክትጥሕል ዝኸኣለት እታ መርከብ ዝተሸከመቶ ጥይት ብምፍንጃሩን ውሽጣዊ ክፍሊ እታ መርከብ ብሓዊ ስለዝተጎድአን ኢዩ።…
ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ።
ኣቐባሊ ቃል ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢብራሄም ካሊን፥ ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ካብ ዘሎ ፅዕንቶ ንምውፃእ ዓሰርተ…
ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው እነተዘየቢላ ስጉምቲ ከምትወስድ ሩሲያ ኣጠንቂቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው ዘይተብል እንተኾይና ስጉምቲ ክወስድ ኢየ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ።
ምክትል ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ራያብኮቭ፥ ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ኣፅዋራት እናለኣኸት ምዃና ሃገሮም…
ሩሲያ ማእኸል መእዘዚ ጦር ውሽጢ ምድሪ ዩክሬን ብሚሳኤል ኣዕኒያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ክልል ዶኔስክ ዝርከብ ማእኸል መእዘዚ ጦር ውሽጢ ምድሪ ዩክሬን ብኪንዝሃል ሚሳኤል ከምዘዕነወቶ ሚኒቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ክልል ዶኔስክ ዝርከብ ማእኸል መእዘዚ ጦር ውሽጢ ምድሪ ዩክሬን ብኪንዝሃል…
ሩሲያ ካብ ኣውሮፓ ናብ ዩክሬን ተላኢኹ ዝበለቶ ኤስ-300 ዝተብሃለ ሰርዓት መከላኸሊ ሚሳኤል ከምዘዕነወት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ኣውሮፓ ናብ ከባቢ ከተማ ዲኒፕሮ ዩክሬን ተላኢኹ ዝበለቶ ኤስ-300 ዝተብሃለ ሰርዓት መከላኸሊ ሚሳኤል ከምዘዕነወት ገሊፃ።
እቲ መከላኸሊ ትማሊ ካሊብራ ብዝተብሃለ ሚሳኤል ሩሲያ ከምዘዕነወቶ ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሩሲያ ኢጎር…
ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ኣብ ስልጣን ዝርከቡ ፐሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮንን ማሪን ሌ ፔንን ልዑል ንሕንሕ ልገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ን16 ሚያዝያ ፍጻመ መረፃ ብዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ማክሮን…
ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣግሊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምግላላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
እታ ሃገር ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ምቁራፃ ሚኒስቴር ጉደያታ ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ገሊፁ…
መንግስቲ ሶማሊያ ብባርዕ ሓዊ ንብረቶም ንዝዓነዎም ነጋዶ ደገፍ 12 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ሶማሊያ ኣብ ከተማ ሃርጌሳ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንብረቶም ንዝዓነዎም ነጋዶ ደገፍ 12 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።
ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ዋሄን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 28 ሰባት ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኢዩ።
ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ቢሊየን…
ሱዳናውያን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እታ ሃገር ዝገብርዎ ተቓውሞ ይቕፅል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳናውያን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እታ ሃገር ዝገብርዎ ተቓውሞ ይቕፅል ኣሎ።
ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ መነግስቲን ስቪል ምምሕዳርን ሱዳን ዝነበረ ውጥረት ብዘይምዝሕሓሉ ምኽኒያት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን ዕልዋ መነግስቲ ኣካይዱ…
ነበር ፕሬዚዳንት ቡርኪናፋሶ ኮምፓኦሬ ማእሰርቲ ዕድመ ይፍታሕ ተፈሪዱዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቅትለት ቶማስ ሳንካራ ዝተኸሰሱን ንኣዋርሕ ጉዳዮም ኣብ ቤት ፍርዲ እናተረኣየ ዝፀንሐን ነበር ፕሬዚዳንት ቡርኪናፋሶ ብሌዝ ኮምፓኦሬ ማእሰርቲ ዕድመ ይፍታሕ ተፈሪዱዎም።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 15 ጥቅምቲ 1987 ዝተቐተለ ቶማስ ሳንካራ ቅትለቱ…