Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ።
እቲ እገዳ ሩሲያ 24 ለካቲት 2022 ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃማ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኮሚሽነር ፍትሒ እቲ ሕብረት…
መንግስታት ኤርትራን ሶማልያን መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ኸቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብፃሕ ዘካይዱ ዘሎዉ ፕሬዚዳንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምስ ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ከምዝከተሙ ተገሊፁ።
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፥ ሃገረ ኤርትራን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ…
ፕሬዚዳንት ፑቲንን ኤርዶኻን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቨላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶኻንን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባርን ልውውጥ ንግዲን ክልቲአን ሃገራት ንምድንፋዕ፣ ማዕቐፋት ኮንትራት ሕጊ…
ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውሕመ ሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚቱ።
ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ፕላኔትና ብምክንኻን ሓላፍነትና ንዋፃእ ኢሎም።
ነዚ ድማ ብዙሕነትና ብምኽባር ንሰብኣዊነት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ…
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ።
እቲ መጥቃዕቲ ለይቲ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ብዙሓት ከምዝሰሉ ተሓቢሩ።
መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ኣካላት ድሕሪ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም ካብቲ ከባቢ ብተሸከርከርቲ…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ኣምሪሖም።
ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዘቕረቡሎም እንግዶት ኢዮም ናብቲ ሃገር ከይዶም ተባሂሉ።
ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ…
ኤሎን መስክ ትዊተር ንምዕዳግ ዝኣተዎ ውዕል ከምዘቋረፆ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃብታም ዓለም ኤሎን መስክ ኣብ ናይ ትዊተር ዕድጊት ውዕሊ ዝተጠቐሱ ብዙሓት ነገራት ስለዘይተኸበሩ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ንምግዛእ ኣትይዎ ካብ ዝነበረ ውዕሊ ንገዛእ ርእሱ ከምዘንሳሕበ ተገሊፁ።
ኤሎን መስክ 273 ነጥቢ 6 ቢልየን ዶላር…
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብዝተፈፀሞም መጥቃዕቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብዝተፈፀሞም መጥቃዕቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ሺንዞ ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም ናብ ሆስፒታል ምእታዎም ይፍለጥ።…
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም።
ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም።
መሰኻኽር ዓይኒ፥ ሺንዞ ኣቤ ብድሕሪቶም ምስተወቕዑ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኖም ንምውራድ ከምዝወሰኑ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ናይ መሪሕነት ቅልውላው ካብ ስልጣኖም ንክወርዱ ምውሳኖም ኣፍሊጦም።
ልዕሊ 30 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ልዕሊኦም ዘለዎም እምነት ከምዝጎደለ ብምግላፅ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ካብ…