Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ጥሙር መንግስቲ እስራኤል ፓርላማ ብምብታን ኣገዳዲ መረፃ ንምግባር ዘኽእል ረቂቕ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥሙር መንግስቲ እስራኤል ፓርላማ ብምብታን ኣገዳዲ መረፃ ንምግባር ዘኽእል ረቂቕ ከቕርብ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ናፍታሊ ቤኔትንን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ያይር ላፒድን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን እቲ ረቂቕ ከምዘቕርቡ ኣፍሊጦም። እቲ ረቂቕ ምስ ፀደቐ ድማ…

ከም ኣባሓጎታትና ዝኾ ይኹን ፈተና ብዓወት ንዋፃእ ጥንኩራት ህዝቢታት ኢና – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን “ማዕቐብ ኢኮኖሚ ምዕራብ ዓለም ኣይሰብረናን፤ እኳኣስ ብዝበለፀ የጠንክረማ እምበር” ክብሉ ገሊፆም። ቭላድሜር ፑቲን ÷ ከም ኣባሓጎታትና ዝኾ ይኹን ፈተና ብዓወት ናይ ምውፃእ ብቕዓት ከምዘለና ዝሓለፉ ዘበናት ታሪኽ…

ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ሃሰን ሼህ ማህሙድ የሶማሊያ÷ ንሃምዛ ኣብዲ ባሬን ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ገይሮም ከምዝሾሙዎም ሲ ጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡ ሃምዛ ኣብዲ ባሬ፥ ካብ ግዝኣት ጁባላንድ…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕ ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ዝህልዋ ርክብ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕን ሰሓቦ ጉተቶን ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ጉዳያት ወፃኢን ዝኾኑ ያንግ ጂቺ፥ ኣሜሪካ ብዝተፈላለዩ…

ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረረኦም ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረራ ኣውሮፕላን ብቤት ፍርዲ ከምዝተኣገደ ተገሊፁ። እታ ኣውሮፕላን ንበረራ ኣብ ዝተሰናደአትሉ እዋን ከምዝተኣገደ ተሓቢሩ። እንግሊዝ ካብ ኲናት ሃዲሞም ናብታ ግዝኣት ዝኣተዉ…

ተርኪ ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ክተእትይ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርኪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ከምእተእትይ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ከምዝበልዎ፥ እቲ መጠን ጋዝ ኣብ 2026 ከብ ከምዝብል…

ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም። ቤት ምኽሪ ሴናተራት ኣሜሪካ ኣብቲ ዝቐረበ ማዕቐፍ ስምምዕነት ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቶም ፕሬዚዳንት ኣውፃእቲ ሕጊ እቲ ስምምዕነት…

ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት…

ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ዘቐመጠቶ መዐቀኒ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣4 ሰኔ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ኣየር ኣንቢራቶ ዝነበረት ሕጊ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ። እቲ ሕጊ ዝተልዓለ እታ ሃገር ንምክልኻል ኮቪድ-19 ብዝገብረቶ ፃዕሪ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ምምሕያሽ ምርኣዩ ስዒቡ ምዃኑ ሰበስልጣን እታ ሃገር…

ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ። እቲ ዝተመሓየሸ ደንቢ፥ “ደቅና ንምሕላው ዝወፅአ ደንቢ” ብዝብል ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ። ከም ፀብፃብ ሲ ኤን ኤን፥ ኣብቲ ዝርዝር ደንቢ ሰባት ኣፅዋር ምግዛእ ዝኽእልሉ ዕድመኦም ካብ…