Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ትማሊ ኣብ ቻይና ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ ቻይና ደቡባዊ ጓንጊዢ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737-800 ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ብምርቋሕ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ኣውሮፕላን 132 ሰባት ኣሳፊራ እናበረረት እናላ…

133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ቻይና ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና 133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ጓንግዚ ተሓምሺሻ። ዋንነታ ናይ ምብራቓዊ መገዲ ኣየር ቻይና ዝኾነት እታ ኣውሮፕላን፥ ጉዋንግዚ ጉዋንግ ኣብ ዝተብሃለ ክልል ኢዩ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣጋጢሙዋ ዘሎ።…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት  ኣብ ስታዲየም ሉዚን ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ወፍሪ ግዝኣታት ዶንባስ ዝኾና…

ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲ ከምትቕፅለሉ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ከምትቕፅለሉ ገሊፃ። ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ፥ ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ኣብ ማዕርነት፣ ሓበራዊ ረብሓን ምክብባርን ዝተመርኮሰ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባርን…

ሃገራት ብምውራር ብዙሓት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን-ኣቐባሊ ቃል ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራቅ ሓዊሱ ሃገራት ወፃኢ ብምውራር ኣብ ዓለም ብ100 ኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ክሬምሊን ዲሜትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ…

ሩሲያ ንሃገራት ወፃኢ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ኣቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንሃገራት ምብራቕ ኣውሮፓ፣ ምዕራብን ማእኸላይን ኤሲያ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ምስ ዩክሬን ብዝተዛመደ ዝንበሩላ ማዕቐባት ይውስኹ ብምህላዎም ስዒቡ ናይ ባዕላ ናይ ምግቢ ድልየን ንምሕላው ብምሕሳብ…

ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ናፍታሊ ቤኔት ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ናብ ሰለማዊ መገዲ ኣብ ዘምረሐሉ ኩነታት ብምድሃብ ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ መንጎ ተወከልቲ ዩክሬንን ሩሲያን ብቪዲዮ…

ኔቶ ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ኢዩ – ቻርለስ ሚሼል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ሰሜን ጦር ኣትላንቲክ  (ኔቶ) ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ቻርለስ ሚሼል ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ንንባብ ዝበቕዐ ፍሉጥ ጋዜጣ ስፔን…

ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና። ሩሲያ ሕቶ ሓገዝ ኣፅዋራት ኲናት ንቻይና ኣቕሪባ ክትብል ዋሽንግተን ምዝራባ ይዝከር። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን እቲ ጉዳይ…

ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ክቕፅሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ከምዝቕፀሉዎ ኣቐባሊ ቃል ዲሚትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም። ከም ገለፃ እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ኣብቲ ዘተ ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዝኾኑ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ንልኡኽ ሩሲያ ክመርሑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…