Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ኣጋጢሙወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ከምዘጋጠመን ተገሊፁ።
ኣሜሪካ ልዑል ዝተብሃለ ጉድት ዋጋ ንግዲ ዘመዝገበት፤ ኣታዊ ንግዳ ምውሳኺን ወፃኢ ንግዳ ብምንካዩን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲ እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ…
መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘየምፀአ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከየምፀአ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ሩሲያ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ዝተኻየደ እቲ ዘተ ዝረብሕ ለውጢ ከየምፀአ…
ኢራን ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝንበር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሆሴን ኣሚር ኣብዱላሂን ተዛሪቦም።
እቶ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስትር…
ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባሩ ተሓቢሩ።
ጊዜያዊ የተኩስ አቁሙ በበርካታ የዩክሬን ከተሞች ከዛሬ ጀምሮ እንደሚተገበር ሲ ጂ ቲ ኤን ዘግቧል
እቲ ግዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ብዙሓት ከተማታት…
ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት” ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት”ን ካብ ፀረ ቻይና ሽርሖምን ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 መጋቢት “ዴሞክራሲ…
ፕሬዚዳንት ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሞስኮ ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም።
እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶሃን ናይ ስልኪ ዘተ ገይሮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሃገሮም ምስ…
ጦር ሩሲያ ኣብ ኪየቭ ዝርከብ ካብ ኣውሮፓ ዝዓበየ መብላዕልዒ ኒውክሌር ሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ዩክሬን ትርክብ ዝፖሮዢያ ሙሉእ ለይቲ ውግእ ምስገበረ ካብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነ ዝዝረበሉ መብላዕልዒ ኒውክሌር ከምዝተቖፃፀረ ሰብ መዚ ዩክሬን ኣፍሊጦም።
“ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝፖሮዢያ ብጦር ሩሲያ ተታሒዛ” ክብል…
ብምኽንያት ኲናት ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ፅንቶ ዘርኣውነት ይበፅሐና ኣሎ ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ - ዩክሬን ፈሪሖም ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ብምሕብሪ ቆርበቶም ንቶ እናበፅሖም ከምዝኾነ ገሊፆም።
ካብ ኲናት ብምህዳም ካብ ዩክሬን ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምውፃእ ኣብ ዝፈተኑ ሓደሓደ…
ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ሕርሻ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ግብሪ ከምትገብር ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር 173 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ምንካይ ግብሪ ከምትገብር ኢያ ገሊፃ ዘላ፡፡
ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ ኩን÷ ቻይና ምንካይ ትገብረሎም ዓውዲታት ቴክኖሎጂ፣ ሓለዋ ከካባቢ፣…
ሱዳናውያን ንወታደራዊ መንግስቶም ምቅዋሞም ቀፂሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ሱዳናውያን ንወታደራዊ መንግስቶም ብምቅዋም ሕዚ እውን ሰላማዊ ሰልፊ ምግባሮም ቀፂሎም፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሱዳናውያን ኣብ ካርቱም ፊት ንፊት ፕሬዚዳንታዊ ቤተ መንግስቲ ብዝገበሩዎ ሰልፊ ሓደ…