Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለን ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብዚ ዓመት ኢኮኖሚ ብዙሓት ፈተናታት ዘንፀላለዉዎ ይኹ እምበር፥ ኣብ ቀንዲ…
ሓሙሽቲአን ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ውድድር ጦር መሳርሒ ንዘይምግባር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን ጦር መሳርሒ ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ካብ ዝገብረኦ ውድድር ጦር መሳርሒ ኑክሌር ንኽዕቀባ ብሓባር ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ኣፍሊጠን።
ቻይና፣ ሩሲያ፣ ፈረንሳይ፣ ብሪታንያን ኣሜሪካ ኣባላት ቤት ምኽ ፀፅታ እንትኾና፥ ኲናት ኒውክሌር ንምትራፍ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ስልጣን ምልቃቖም ዕላዊ ገይሮም።
ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ምግባራ ስዒቡ ኣብ ውሽጢ ፖለቲካዊ…
ብደረጃ ዓለም ብልዑል ምልባዕ ኦሚክሮን ሲዒቡ ሃገራት ገደብ ምንቅስቓሳት በዓል ሓዱሽ ዓመት ይገብራ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሓድሽ ዓመት ፈረንጂ ኣብ ዝኽበረሉ እዋን ብብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝልከፉ ሰባት ቑፅሮም ብልዑል እናወሰኸ ይርከብ፡፡
ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልትታት ልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሰባት ብቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ፡፡
ነዚ ሲዒቡ…
ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ።
ሓላፊ እቲ ማኸላዊ ባንኪ ሱን ጉፌንግ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ትካላት ገንዘብ ኣብታ ሃገር ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይን ንምቁፅፃርን ንዝሰርሑ ትካላት ዘለቅሐኦ…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጉዕዞኦም ኣፍሪካ ክጉብንዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ኣብ መጀመርታ ሓዱሽ ዓመት ኣውሮፓውያን ጉዕዞኦም ኣፍሪካ ዑደት ከምዝገብሩ ኣፍሊጦም።
እቶም ሚኒስትር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 4 ክሳብ 7 ጥሪ ኣብ ዝገብሩዎ ዑደት፥ ኣብ ኤርትራ፣ ኬንያን ኮሞሮስን…
ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ሞሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሞሓመድ ሑሴን ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መሬት ህዝቢ ንውልቀ ረብሓ ኣውዒሎም ብዝብል ክሲን ኣብ እዋን መረፃ ብዘርአዩዎ ድኹም ኣፈፃፅማን ኢዮም ካብ ስራሕ…
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ከምዝሓልፍ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝሓልፍ ማእኸል መፅናዕቲ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን ብሪታኒያ ኣመልኪቱ።
ኣብ ውፅኢት መፅናዕቲ እቲ ማእኸል ዝተቐመጠ ትምበያ ሊግ ሰደቓ ኢኮኖሚ ዓለም 2022 ምስ…
ምዕራባዉያን፤ ቻይናን ሩስያን ዝገብርኦ ፅዕንቶ ደዉ ከብላ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሜር ፑቲን ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሜር ፑቲን ዕብየት ቻይናን ሩስያን ብናይ ምዕራባዉያን ፅዕንቶ ፖለቲካ ከምዘይታዓናቐፍ ኣፍሊጦም፡፡
ፕሬዚዳንት ቭላድሜር ፑቲን÷ ቻይናን ሩስን ኣብ ምርምር ህዋ፤ ሕክምና ሳይንስን ዓዉዲ ምክልኻልን ዝላዓለ ምትሕብባር ንግዲ…
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምልባዕ ቫይረስ ኦሚክሮን ከምዝነከየ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስ ኦሚክሮን መጠን ምልባዕ እናነከየ ምዃኑ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም፡፡
በዓል ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ማርታ ኑኔስ፤ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ራብዓይ ዓሌት ቫይረስ ኮቪድ ኦሚክሮን ሕማም ብሉዑል ብርኪ ተላቢዑ ከምዝነበረን እቲ…