Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፥ ኣብ ከባቢ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ምዕራባዊ ጠረፍ ባሕሪ ሊቢያ ከምዝጠሓለት ገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ሹዱሽተ ኣስከሬናት ዝተረኸበ እንትኸውን፥…

ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ። ሩሲያ ኣብ ልዐሊ ዩክሬን ትወስዶ ዘላ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ብዝምልከት እንግሊዝ ዝወሰደቶ “ቅዋም ፅልኣት” ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት…

ሩሲያ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ከባቢ ኪየቭ ዝርከብ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ። እቲ ዕንወት ዝተፈፀመ ዩክሬን መርከብ ኣፅዋር ሩሲያ “ብሚሳኤል ወቒዐ ኣጥሒለዮ” ምባላ ስዒቡ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ሩሲያ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ መጥቃዕቲ…

ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝሓበሮ፥ ሞስኮቫ ዝተብሃለት ተሸካሚት ሚሳኤል መርከብ ክትጥሕል ዝኸኣለት እታ መርከብ ዝተሸከመቶ ጥይት ብምፍንጃሩን ውሽጣዊ ክፍሊ እታ መርከብ ብሓዊ ስለዝተጎድአን ኢዩ።…

ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ። ኣቐባሊ ቃል ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር  ኢብራሄም ካሊን፥ ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ካብ ዘሎ ፅዕንቶ ንምውፃእ ዓሰርተ…

ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው እነተዘየቢላ ስጉምቲ ከምትወስድ ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው ዘይተብል እንተኾይና ስጉምቲ ክወስድ ኢየ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ምክትል ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ራያብኮቭ፥ ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ኣፅዋራት እናለኣኸት ምዃና ሃገሮም…

ሩሲያ ማእኸል መእዘዚ ጦር ውሽጢ ምድሪ ዩክሬን ብሚሳኤል ኣዕኒያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ክልል ዶኔስክ ዝርከብ ማእኸል መእዘዚ ጦር ውሽጢ ምድሪ ዩክሬን ብኪንዝሃል ሚሳኤል ከምዘዕነወቶ ሚኒቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ክልል ዶኔስክ ዝርከብ ማእኸል መእዘዚ ጦር ውሽጢ ምድሪ ዩክሬን ብኪንዝሃል…

ሩሲያ ካብ ኣውሮፓ ናብ ዩክሬን ተላኢኹ ዝበለቶ ኤስ-300 ዝተብሃለ ሰርዓት መከላኸሊ ሚሳኤል ከምዘዕነወት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ኣውሮፓ ናብ ከባቢ ከተማ ዲኒፕሮ ዩክሬን ተላኢኹ ዝበለቶ ኤስ-300 ዝተብሃለ ሰርዓት መከላኸሊ ሚሳኤል ከምዘዕነወት ገሊፃ። እቲ መከላኸሊ ትማሊ ካሊብራ ብዝተብሃለ ሚሳኤል ሩሲያ ከምዘዕነወቶ ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሩሲያ ኢጎር…

ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ኣብ ስልጣን ዝርከቡ ፐሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮንን ማሪን ሌ ፔንን ልዑል ንሕንሕ ልገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ን16 ሚያዝያ ፍጻመ መረፃ ብዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ማክሮን…

ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣግሊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምግላላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ምቁራፃ ሚኒስቴር ጉደያታ ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ገሊፁ…