Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ።
ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሓልፍ ሰባት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኸ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ 39 መዓልቲታት ጥራሕ ህይወት 100 ሺሕ ሰባት…
መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ክብረ በዓል ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ መደረ ዘስምዑ እንትኾኑ፥ እቲ በዓል ንምዝካር ድማ 100 ግዘ መድፍዕ ከምዝተተኮሰ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ዢ ጂንፒንግ፥ ዋና…
ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ዝግበሩ በረራታት ኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ናብታ ሃገር ዝግበሩ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝኣገደት ተሓቢሩ።
እቲ እገዳ ሓዱሽ (ዴልታ) ዓሌት ዘለዎ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ እንግሊዝ ምስ ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ዝተነበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ካብ ብሪታኒያ ናብ ሆንግ…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ብኢራን ዝድገፉ ጉጅለ ዕጡቓት ዒራቕን ሶሪያን መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ብኢራን ዝድገፉ ጉጅለ ዕጡቓት ዒራቕን ሶሪያን መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ።
እቲ ደብዳብ ኣየር ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝርከብ ወታደራዊ ካምቦ ኣሜሪካ ንዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ድሮን ዓፀፋ ንመሃብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል…
ባንኪ ዓለም ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን 113 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን 113 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘሎ ሕፅረት ምግቢ ንምቅላል፣ ፍርያታውነት ንምዕባይን ሓረስቶት እቲ ኸባቢን ንምሕጋዝን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ደቡብ ሱዳን፥ እቲ ባንኪ ዓለም…
ኣሜሪካ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ኣጋዊሖም ዝበለቶም መርበብ ሓበሬታታት ኢራን ኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ኣጋዊሖም ዝበለቶም መርበብ ሓበሬታታት ኢራን ካብ ኢንተርኔት ከምዝኣገደት ተገሊፁ።
ቢሮ ፍትሒ ኣሜሪካ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ዋንነቶም ናይ መንግስቲ ኢራን ዝኾኑ 33 መርበብ ሓበሬታታትን ንዓመፅቲ ሃውቲ…
ሰብ መዚ ፍልስጤም እስራኤል ዝለገሰትሎም ክታበት ኮቪድ 19 ተሓሲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ መዚ ፍልስጤም እስራኤል ዝለገሰትሎም ብውሕዱ 1 ሚልየን ዝኸውን ክታበት ኮቪድ 19 ተሓሲሞም።
እቶም ሰብ መዚ ፍልስጤም እቲ ክታበት ፒፋይዘር መዓልቱ ክሕለፍ ዝቐረበ ምዃኑ’ዮም ዝገልጹ።
እስራኤል ኣቐድም ኣቢላ ክታበት ምኽዛን ከምዘየድልያ…
ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ንኻልኣይ ግዘ ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ንኻልኣይ ግዘ ተመሪፆም።
ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ብምዃን ንዘሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ዳግም ብምምራፆም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብትዊተር ገፆም ኣቢሎም ገሊፆም፡፡…
መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ሃገሮም ምስ ኣሜሪካ ንዝግብር ዘተን ግጥምን ክትዳሎ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ሃገሮም ምስ ኣሜሪካ ንዝግብር ዘተን ግጥምን ክትዳሎ ከምዝግባእ ፀዊዖም።
ሰሜን ኮርያ ኣቐድሚ ሕዚ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ንኽምስረት ዝገበሩዎ ፈተነ ገፅ ከሊኣቶ ፀኒሓ ኢያ።
እቲ መራሒ ሰሜን…
ኣፍሪካ ኣብ ማእኸል ብርቱዕ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ምህላዋ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ከቢድ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ከምዘላን ሓያለ ብልቃጣት ክታበት ከምዘድልያን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ።
ኣብ መላእ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ናይ ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚልየን ክሓለፍ እንከሎ፥ ብውሕዱ ሸውዓተ ሃገራት ኣብ…