Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሳልሳይ ዓሌት ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ምርኣይ ከምዝጀመረ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴልታ ዝተብሃለ ዓሌት ለበዳ ኮቪድ19 ቫይረስ ብልዑል ቅልጣፈ እናተስፋሕፈሐምምፅኡ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ፡፡ ከም ገለፃ እቲ ትካል ጅምር ሳልሳይ ዓሌት ኮቪድ19 እናተርኣየ ይርከብ፡፡ ንዘሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ሰሙናት ድማ ኣብ ዓለም ዝርገሐ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ደቡብ ኣፍሪካ ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእሰርቲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ነበር ጃኮብ ዙማ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ይግለፅ ኣሎ። ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት ድማ ነቶም ብሰኑይ ኣብ ሶዌቶ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ውራ  …

ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ 19 ዒራቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዒራቕ ሕሙማት ቫይረስኮሮና ኣብ ዝሕከሙሉ ክፍሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ደቡባዊት ከተማ ናሲርያ ኣብ ዝርከብ ኣል ሁሴን ኣብ ዝተባህለ ሆስፒታል'ዩ ኣጋጢሙ። ጠንቂ እቲ ባርዕ ክሳብ ሐዚ…

ኩባኒያ ቦይንግ ንተጎዳእቲ ንምኽፋል ቃል ዝኣተዎ 500 ሚሊዮን ዶላር ካሕሳ ምኽፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያ ኩባኒያ ቦይንግ ዝኾና ክልተ ኣውሮፕላናት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2018 ኣብ ኢንዶነዢያ ከምኡ እውን 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ንዘጋጠሞም ስድራቤት ተጎዳእቲ ካሕሳ ንምኽፋል ቃል ዝኣተዎ ክፍሊት 500 ሚሊየን ዶላር ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡…

ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣለዎም-ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣተሓሳሲቡ። ናይ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ሰነ ብኹነታት ለብዒ ቫይረስኮሮና እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ጊዜ ከምዝነበረ ፀብፃባት እቲ ትካል ይሕብሩ።…

ጆቨነል ሞይስ ብናይ ደገ ሓይልታት ከምዝተቐንፀሉ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሄይቲ ጆቨነል ሞይስ ዝበዝሑ ኣባላቱ ኮሎምብያውያን ወተሃደራት ብዝኾኑ ሓደ  ጉጅለ ዕጡቕ  ወፃኢከምዝተቐትሉ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ጆቨነል ሞይስ ኣብ ፈለማ እዚ ሰሙን እዮም ኣብ መንበሪ ገዝኦም ተቐቲሎም። እቲ ጉጅለ 26…

ጃኮብ ዙማ ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ አፍሪካ ጃኮብ ዙማ ንፍርድ ቤት ብምድፋር ዝተመሓላለፈሎም ማእሰርቲ 15 ኣዋርሕ ንምፍፃም ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም፡፡ እቶም ነበር ፕሬዚዳንት ዝተመሓላለፈሎም ቅፅዓት ማእሰርቲ ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዝኦም ዝርከብ ቤት ህንፀት ናታል…

ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ተቐንፂሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ሎሚ መዓልቲ ብዕጡቓት ከምዝተቐንፀሉ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ጆቨኔል ሞይሴ ኣብ መንበሪ ቤቶም ማንነቶም ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ቀዳማዊት እመቤት እታ ሃገር እውን በቲ መጥቃዕቲ ጉድኣት ዝበፅሖም…

28 ሰባት ዘሳፈረት ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ጠፊኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤ ኤን - 26 ዝተብሃለ ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ከምዝጠፍአ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝበልዎ እታ ነፋሪት 28 ተጓዓዝቲ ኣሳፊራ ዝነበረት እንትትከውን፥ ምስ ኣብራሪ እታ ነፋሪት ዝግበር ዝነበረ ርክብ ኣብ መንጎ ሃንደበት ተቛሪፁ።…

ግብፂ ንካናል ስዊዝ ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ንካናል ስዊዝ ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ። እታ መርከብ ንዘብፀሐቶ ጉድኣት ካሕሳ ክሳብ ዝኽፈል ከይትንቀሳቐስ ተኣጊዳ ፀኒሓ ኢያ፡፡ ሕዚ ምስ ሰብ ዋና እታ መርከብን ኩባኒያ መድሕንን ብዝተገበረ ስምምዕነት ካሕሳ፥ እታ…