Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ከም ዝተረኸበ ሓደ ምስ መንግስቲ ምትእስሳር ዘለዎ ትካል ምርምር ዘውፅኦ መፅናዕቲ ሓቢሩ።
እቲ ቫይረስ ካብ ወርሒ ሰነ ክሳብ ጥቅምቲ ኣብ ዘሎ ግዜ ብዝተገብረ መፅናዕቲ ኣብ ደቡብ ምብራቕ እታ ሃገር ክርከብ ከም…
ጆ ባይደን ኢኮኖሚ ኣሜሪካ ንምብርባር ናይ 1 ነጥቢ 9 ትሪልየን ዶላር ሓገዝ ከምዝሰልዑ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ነቲ ብለበዳ ቫይረስ ኮሮና ተሃስዩ ዘሎ ቁጠባ ሃገሮም ንምብርባር ናይ 1 ነጥቢ 9 ትሪልየን ዶላር ሓገዝ ሰሊዖም ከምዘለዉ ኣፍሊጦም።
ጆ ባይደን ነዚ ዘፍለጡ፥ ዝመፅእ ሰሙን ስልጣን ተረኪቦም ስርሖም ቅድሚ ምጅማሮም…
ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ሓበሬታ ከምዝገለፁዎ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ዝነበሩ ሊንግሰን ቤሌካንያማ
ህይወቶም ሓሊፉ፡፡
ትማሊ ህይወቶም ዝሓለፉ ሚኒስትር ትራንስፖርት ማላዊ ሲዲክ እውን…
ኣሜሪካ ንኩባ መሊሳ ኣብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ኣስፊራታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኩባ ንኮሚኒስት ሃገረ ቬነዝወላ ከም እትድግፍ ብምግላፅ ኣብ መዝገብ ዝርዝር ግብረ ራዕዲ ዝምውላ ሃገራት ዳግም ከም ዝሰፈረት ኣፍሊጣ።
ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ቤተ መንግስቲ ኣሜሪካ ንክወፅእ ውሑዳት መዓልታት ኣብ ዝተረፍኦ'ዩ…
ኣብ ጃፓን ካሊእ ዓይነት ዓሌት ቫይረስኮሮና ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ካሊእ ዓይነት ዓሌት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኺበ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብ ብሪታኒያን ደቡብ ኣፍሪካን ምስዝተረኸበ ዓሌት ቫይረስኮሮና ብኽፋል ተመሳሳሊ ከምዝኾነ እውን እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ።
ሚኒስቴር ጥዕና ጃፓን፥ እቲ ቫይረስ…
ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ንሓዋሩ ተኣጊዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ንሓዋሩ ተኣጊዶም።
መበገሲ እቲ እገዳ፥ ብዝበለፀ ዝያዳ ጎንፅታት ከለዓዕሉ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ከምዝኾነ እቲ ትካል ገሊፁ’ሎ።
ትዊተር ነዚ ውሳነ ዝወሰነ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቶም…
ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ተተሓሒዙ ኩባኒያ ቦይንግ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ክኸፍል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባኒያ ቦይንግ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ምስ ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ማክስ 737 ተተሓሒዙ ሓሬታ ዲዛይን ኣውሮፕላናት ብምሕብኡ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ካሕሳ ክኸፍል ኢዩ።
ካብ ግልፅነት ብዝበለፀ ትርፊ ኣብሊፁ ኢዩ ክብል…
ባይቶ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንትነት ጆ ባይደን ብዕሊ ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2013ዓ.ም(እፍ ቢ ሲ)ባይቶ ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስን ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣሜሪካ ኮይኖም ምምራፆም ኣረጋጊፁ።
ሰኔትን ባይቶ ተወከልትን ኣሜሪካን ነቲ ኣብ ግዝኣታት ፔንሲልቫንያን ኣሪዞናን ምጥፍፋእ ነይሩ ንዝብል ክሲ ድሕሪ ምንፃጉ እዩ እቲ ናይ…
ጆ ባይደን ኣብ ባይቶ ኣሜሪካ ጥሒሶም ንዝኣተዉ ደገፍቲ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ቁጠዐኦም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ እቶም ንህንፃ ባይቶ እታ ሃገር ጥሒሶም ዝኣተዉ ደገፍቲ ዶናልድ ትራምፕ ቁጠዐኦም ገሊፆም።
ኣብ’ቲ ናዕቢ ሓንቲ ሰበይቲ ብጥይት ከምዝተቐትለት’ውን ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ነቲ ናዕቢ ከውግዝዎ ድማ…
ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ስቴቨን ሙንሽን ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ።
ትማሊ ምስ ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ…