Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ።
እታ ሃገር ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ምእዋጃ ሓሊፉ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ምንባራ እውን ተገሊፁ፡፡
እቲ ጎንፂ ኣብ ወደብ ባሕሪ ሱዳን ኣብ ዝርከቡ…
ናይጄሪያ ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኮቪድ-19 ተተሓሒዙ 90 ተጓዓዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይጄሪያ ሕጊ ኮቪድ-19 ጥሒሶም ዝበለቶም 90 ተጓዓዘዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ።
እቶም ተጓዓዝቲ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ብራዚል፣ ህንዲን ቱርኪን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡
እቶም ተደለይቲ ሰባት ካብ 8 ክሳብ 15 ጉንበት ኣብ ዘለዉ እዋናት ናብ…
ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ሽሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ከምዝዛየደ ተገሊፁ።
ካብቲ ዝተገለፀ መጠን ሞት እቲ 100 ሺሕ ሓደ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ጊዜ ከምዘመዝገበቶ ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ሆስፒታላት ህንዲ ብብዝሒ ሕሙማት…
ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓያል ኩነታት ኣየር ኣብ ውድድር ጉያ ዝነበሩ 21 ኣትሌታት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና እናተኻየደ ዝነበረ ውድድር ጉያ ስግረ-መሮር ብዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብውሑድ 21 ተወዳደርቲ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡
ትማሊ ቀዳም ኣብ ግዝኣት ጋንሱ ኣብ ዝርከብ መስሕብ በፃሕቲ “የለው ሪቨር ስቶን ፎረስት” ይካየድ ኣብ…
ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ሌተናል ጀነራል ኢብራሂም ኣታሂሩ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
እታ ነፋሪት ኣብ ሰሜን ምዕራብ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ካዱንጋ ብምሕምሻሻ እቶም ጀነራል ምሟቶም ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም።…
እስራኤልን ፍልስጤምን ዝፈፀምዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ንገስጋስ ቅኑዕ መገዲ ዘርኢ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እስራኤልን ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስን ንዝበፅሕዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ተግባራዊ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
እቲ ዓርቢ ወጋሕታ ዝጀመረ ምቁራፅ ተዅሲ ነቲ ንልዕሊ 240 ሰባት ዝቐተለን ን11 መዓልታት ዝቐፀለን ደብዳብ መዛዘሚ ከምዝገበርሉ ኢዩ…
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ኣፍሪካ ክትባት ኮቪድ 19 ንምብፃሕ ዓለም ለኸ ደገፍ ክብ ክብል ከምዝግባእ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ክትባት ኮቪድ 19 ንምብፃሕ ዓለም ለኸ ደገፍ ክብ ክብል ከምዝግባእ ኣፍሊጡ።
ኣፍሪካ ክሳብ ሐዚ ብብርኪ ዓለም ካብ ዝወሃቡ ከትባታት እቲ 2 ሚኢታዊ ጥራሕ ከምዝተቐበለት ተገሊፁ።
ዋና…
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃዊዖም።
እቶም ፕረዚደንት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ነታንያሁ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣሜሪካ ምስ ግብጽን ካልኦት ሃገራትን ብምዃን…
ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ።
እቲ ክታበት ዕድሚኦም 60ን ልዕሊኡን ዓመት ዝኾኖም ሰባት ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ድማ 5 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት ክረኽቡ ኢዮም ዝተብሃለ…
ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤማውያንን ዝጀመረ ጎንፂ እንተቐፂሉ ነቲ ዞባ ፈፂሙ ዘይሃድእ ቅልውላው ክፈጥር ይኽእል ኢዩ-ኣንቶኒዮ ጉተረዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ፥ እቲ ጎንፂ እንተቐፂሉ ነቲ ዞባ ናብ ፈፂሙ ዘይሃድእ ቅልውላው ከእትዎ ከምዝኽእል ኣጠንቖም።
ብኻሊእ መዳይ ድማ እስራኤል ትማሊ ኣብ ጋዛ ብዘካየደቶም ደብዳባት ኣየር ልዕሊ 40 ሰባት ከምዝተቐተሉ ሰበ…