Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ተናሓናሕቲ ውድባት እስራኤል ሓዱሽ መንግስቲ ንምጥያሽ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ፓርቲ ሺ ኣቲድ ያይር ላፒድ ሸሞንተ ፓርቲታት ዘካተተ ጥሙር መንግስቲ ንምጥያሽ ምስምዕመዖን ዕላዊ ገይሮም፡፡
እቶም ርቲታት ብዙር ንምምሕዳር ዝተስማዕምዑ እንትኾኑ፥ መራሒ ፓርቲ ያሚና ናፍታሊ ቤኔት ንፈለማ ቀዳማይ ሚኒስትር ክኾኑ ኢዮም…
ሕብረት ኣፍሪካ ንማሊ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ዕልዋ መንግስቲ ዝተገበረላ ማሊ ካብ ኣባልነት እቲ ሕብረት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ።
ኣብ ማሊ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዘ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ሕብረት ኣፍሪካ እገዳ ኣመሓላሊፉ ዘሎ፡፡…
እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን።
ሚኒስትር እቶት እስራኤል ከምዘፍለጦ፥ እተን ሃገራት ሓለዋ ኢንቨስትመንት ዘካተተን ፈላማይ ዝኾነን ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን፡፡
እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ እተን…
ቀ/ሚ ቤንጃሚን ኔታንያሁ ልፍንታዊ መንግስቲ ምጥያሽ ንድሕነት እስራኤል ሓደጋ ከምዝኾነ ኣጠንቂቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ እቲ ኣብ እስራኤል ሓድሽ ልፍንታዊ መንግስቲ ንምምስራት ተታሒዙ ዘሎ ውጥን ሓደጋ ድሕነት እታ ሃገር ክኸውን ከምዝኽእል ኣጠንቂቖም።
የማናይ ክንፊ ፖለቲከኛታት ነቲ ስምምዕ ከይቕበሉ ዝሓተቱ እቶም ቀዳማይ…
መራሒ ዕልዋ መንግስቲ ማሊ ፕሬዚዳንት መሰጋገሪ መንግስቲ ብምዃን ተሸይሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ማሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ እታ ሃገር ንዝመርሐ ኮሎኔል ኣሲሚ ጎይታ ፕሬዚዳንት መሰጋጋሪ መንግስቲ እታ ሃገር ክኸውን ሸይሙዎ።
ኮሎኔል ጎይታ ኣብ ዝሓለፈ ሮብዕ ንገዛእ ርእሱ ፕሬዚዳንት ግዚያዊ መንግስቲ ማሊ ከም ዝኾነ ኣዊጁ…
ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ እታ ሃገር ለቒቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ ከምዝለቐቖም ተሓቢሩ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ፕሬዚዳንት ማሊ ባህ ንዳውንን ቀዳማይ ሚኒስትር ሞክታር ኡኣኒን፥ ብሓይሊ ምክልኻል እታ ሃገር ተዓጊቶም ኣብ ጦር ካምቦተኣሲሮም ከምዝነበሩ ይፍለጥ።
እቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትርን ፕሬዚዳትን ማሊ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ሞካር ኦዋንን ፕሬዚዳትን እታ ሃገር ባህ ንዳውንን ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም።
ብጊዚያዊ ምክትል ፕሬዚዳትን ኣሲሚ ጎይታ ዝምራሕ እቲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሞካር ኦዋንን…
ኣሜሪካ ምስ ፍልስጤም ዘለዋ ዝምድና ከምእተመሓይሽ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ፍልስጤም ዝነበራ ርክብ ዳግም ከም እተሐድሶ ገሊፃ።
ብተወሳኺ ኣብ እየሩሳሌም ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ከም እትኸፍት ቃል ከምዝኣተወት ተገሊፁ።
ካብዚ ሓሊፉ ብምኽንያት እቲ ንዝሓለፉ 11 መዓልታት ዝተኻየደ ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን…
ፍሪካ ዝሐሸ ሰላም፣ ሓድነትን ምዕባለን ንኽህልዋ ቆራፅነት ክህሉ ይግባእ – ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪካ ዝሐሸ ሰላም፣ ሓድነትን ምዕባለን ንኽህልዋ ቆራፅነት ክህሉ ከምዝግባእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ሩሲያ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ዋጋ ከምትህብን ትገብሮ ሓገዝ ከምትቕፅልን ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ዋጋ ከምትህብን ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅልን ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብላድሚር ፑቲን ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣፍሪካውያን ኣብ…