Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣሜሪካ ንኩባ መሊሳ ኣብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ኣስፊራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኩባ ንኮሚኒስት ሃገረ ቬነዝወላ ከም እትድግፍ ብምግላፅ ኣብ መዝገብ ዝርዝር ግብረ ራዕዲ ዝምውላ ሃገራት ዳግም ከም ዝሰፈረት ኣፍሊጣ። ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ቤተ መንግስቲ ኣሜሪካ ንክወፅእ ውሑዳት መዓልታት ኣብ ዝተረፍኦ'ዩ…

ኣብ ጃፓን ካሊእ ዓይነት ዓሌት ቫይረስኮሮና ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ካሊእ ዓይነት ዓሌት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኺበ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ብሪታኒያን ደቡብ ኣፍሪካን ምስዝተረኸበ ዓሌት ቫይረስኮሮና ብኽፋል ተመሳሳሊ ከምዝኾነ እውን እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕና ጃፓን፥ እቲ ቫይረስ…

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ንሓዋሩ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ንሓዋሩ ተኣጊዶም። መበገሲ እቲ እገዳ፥ ብዝበለፀ ዝያዳ ጎንፅታት ከለዓዕሉ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ከምዝኾነ እቲ ትካል ገሊፁ’ሎ። ትዊተር ነዚ ውሳነ ዝወሰነ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቶም…

ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ተተሓሒዙ ኩባኒያ ቦይንግ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ክኸፍል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባኒያ ቦይንግ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ምስ ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ማክስ 737 ተተሓሒዙ ሓሬታ ዲዛይን ኣውሮፕላናት ብምሕብኡ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ካሕሳ ክኸፍል ኢዩ። ካብ ግልፅነት ብዝበለፀ ትርፊ ኣብሊፁ ኢዩ ክብል…

ባይቶ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንትነት ጆ ባይደን ብዕሊ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2013ዓ.ም(እፍ ቢ ሲ)ባይቶ ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስን ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣሜሪካ ኮይኖም ምምራፆም ኣረጋጊፁ። ሰኔትን ባይቶ ተወከልትን ኣሜሪካን ነቲ ኣብ ግዝኣታት ፔንሲልቫንያን ኣሪዞናን ምጥፍፋእ ነይሩ ንዝብል ክሲ ድሕሪ ምንፃጉ እዩ እቲ ናይ…

ጆ ባይደን ኣብ ባይቶ ኣሜሪካ ጥሒሶም ንዝኣተዉ ደገፍቲ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ቁጠዐኦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ እቶም ንህንፃ ባይቶ እታ ሃገር ጥሒሶም ዝኣተዉ ደገፍቲ ዶናልድ ትራምፕ ቁጠዐኦም ገሊፆም። ኣብ’ቲ ናዕቢ ሓንቲ ሰበይቲ ብጥይት ከምዝተቐትለት’ውን ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ነቲ ናዕቢ ከውግዝዎ ድማ…

ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ስቴቨን ሙንሽን ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ትማሊ ምስ ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ…

ቤት ፍርዲ ለንደን ጁሊያን አሳንጅ ንኣሜሪካ ንከይወሃብ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለንደን ዝርከብ ቤት ፍርዲ፥ ንምስጢራት መንግስታት ከቃልዕ ዝፀንሐ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁሊያን አሳንጅ ንኣሜሪካ ንኸይወሃብ ወሲኑ። ዳኛ እቲ ቤት ፍርዲ፥ ብጉዳይ ጥዕና ኣእምሮ ጁልያን ስለዘይተኣማመነ እቲ ክሱስ ነብሱ ክቐትል ሓሳብ ከምዘለዎ ምስ…

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኳታር ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ጉዕዞ ምድርን ባሕርን ከምተልዕሎ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኳታር ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ዲፕሎማሲያዊን ኢኮኖሚያዊን ምቅስቓስ ምድርን ባሕርን ከምተልዕሎ ገሊፃ። እቲ ስጉምቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝካየድ ዋዕላ ወሽመጥ ዓረብ ኣቐዲሙ ዝተወሰደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ከም…

ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 85 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 85 ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 85 ሚሊየን 601 ሺሕን 16 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ 1 ሚሊየን 853 ሺሕን 15 ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ኣብ…