Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ።
ብመሰረት እዚ ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝልከፍ ሰብ ካብ እዋቀን ናብ እዋን ክብ ይብል ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ሀይወቶም ዝሰኣኑ እውን ልዕሊ…
ኣብ ዒራቕ ኣብ ሆስፒታል መውሃቢ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 82 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዒራቕ ኣብ ውሽጢ ሆስፒታል መውሃቢ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 82 ሰባት ህይወቶም ከምዘሓለፈ ተገሊፁ።
ህይወቶም ካብ ዝሓለፈ ሰባት ብተወሳኺ 100 ዝኾኑ ናይ ምቑሳል ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ፡፡
እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ…
ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ህንዲ፣ ደልሂ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 332 ሺሕን 730 ሓዲሽ መልከፍቲ ምምዝጋባ ይዝከር።
በዚ ድማ እቲ ቁፅሪ ኣብ 24 ሰዓታት…
ኣብ ሆስፒታል ህንዲ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ሀይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገረ ህንዲ ከባቢ ከተማ ሙምባይ ኣብ ዝርከብ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝእለይሉ ሓደ ሆስፒታል ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ሕሙማት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ።
እቲ ባርዕ ሓዊ ትማሊ ዘጋጠመ እንትኸውነ፥ ካብቲ ባርዕ ዘጋጠመሉ ክፍሊ ኣርባዕቲ…
ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቅልውላው ቻድን ሶማሊያን ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቅልውላው ቻድን ሶማሊያን ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ።
ፕሬዚዳንት ቻድ እድሪስ ዴቢ ምስ ሞቱ ጦር ሓይሊ እታ ሃገር ወዶም ንኽወርስ ዝሃቦ ስልጣን ተቓወምቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ቻድ ምስተቓወሙ ኢዩ፥ እቲ…
800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።
ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቻይና ምስ ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉሁ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝገለፁ ተባሂሉ።
መነገስቲ…
ፕሬዚዳንት እድሪስ ዴቢ ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ እድሪስ ዴቢ ኣብ እዋን ኲናት ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳናት ዝተሰምዐ ምስ ዓመፅቲ እታ ሃገር ኣብ ዝነበረ ውግእ ብዝተፈነወሎም መጥቃዕቲ ድሕሪ ምቑሳሎም ኢዩ፡፡
ኣብ ሃገረ ቻድ…
ፕሬዚዳንት ቻድ ኢድሪስ ዴቢ ኣብታ ሃገር ዝተኻየደ መረፃ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ ብምዃን ንነዊሕ እዋን ኣብ መዝነት ዝፀንሑ ኢድሪስ ዴቢ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ተዓዊቶም።
እዚ ድማ ንሻድሻይ ግዘ ብምዕዋት እታ ሃገር ንምምራሕ ዘኽእሎም ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ክሳብ ሕዚ ዘሎ ግዚያዊ ውፅኢት እቲ መረፃ 80…
ቀ/ሚ ቦሪስ ጆንሰን ናብ ህንዲ ንምጉዓዝ ዝሃቀንዎ ዑደት ሰሪዞም
አዲስ አበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዓባይ ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ናብ ህንዲ ክገብሩዎ ዝሓሰቡዎ ዑደት ከምዝሰረዙ ተገሊፁ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክገብሩዎ ሓሲቦም ዝነበሩ ጉዕዞ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ-19 ኢዮም እቲ ዑደት…
ኣብ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ እምባ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ኣዕኒዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡበ ኣፍሪካ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ ጎቦ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ከምዘዕነወ ተገሊፁ።
እቲ ኣብ ጎቦ ቴብል ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ጥቕኡ ናብ ዝርከብ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ ኬፕታውን ዝተዛመተ እንትኸውን፥ ብኣማኢት…