Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ልዕሊ 3 ሚልየን ከም ዝበፅሐ ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ።
ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣስታት 140 ሚልየን ሰባት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም ኣለዉ።
እዚ ቁፅሪ መልከፍቲ፥ ''ዓለም ናብ…
ሩስያ 10 ዲፕሎማት ኣሜሪካ ካብ ሃገራ ንክወፅኡ ኣዚዛ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ብሓሙስ ዘንበረትላ እገዳ ስዒቡ ሩሲያ 10 ኣመሪካውያን ዲፕሎማት ካብ ሃገራ ነክወፅኡ ኣዚዛ።
ብተወሳኺ ሸምንተ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብ ፀሊም መዝገብ ከምዘስፈረት ተሓቢሩ።
ካብቶም ናብ ሩስያ ከይኣትው ተኣጊዶም ዘለው ሰብ መዚ ኣሜሪካ፥…
ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ።
ብብርኪ ዓለም 139 ሚሊየን 710 ሺሕን 707 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትተሓዙ፥ ሰለስተ ሚሊየን ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡
ብኻሊእ መዳይ 118 ሚሊየን…
ኣብ ህንዲ ንፈለማ እዋን ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 200 ሺሕ ሰባት ኮቪድ-19 ተረኺቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ንፈለማ እዋን ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 200 ሺሕን 739 ሰባት ኮቪድ-19 ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብታ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ክንድዚ ዘኣክል በቲ ቫይረስ እንትተሓዝ ንፈለማ እዋን ኢዩ፡፡
ኣብዚ ሕዚ…
ሰራዊት ኣሜሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን 11 መስከረም ሙሉእ ንሙሉእ ከምዝወፅእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝርከብ ሰራዊታ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 11 መስከረም 2021 ካብታ ሃገር ጠቕሊሉ ከም ዝወፅእ ንምሕባር ትልሚ ሒዛ ከምዘላ ኣፍሊጣ።
ብመሰረት ምምሕዳር ዶናልድ ትርምፕ ምስ ታሊባን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝገበርዎ ስምምዕ፥…
ጃፓን ኣብ ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ጣቢያ መብላዕልዒ ኒኩሌር ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዘኽእል ትልሚ ፈላማይ ተቐባልነት ዝረኸበ እንትኸውን፥ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንምግባር ግን…
ኣብ ገምግም ባሕሪ ጅቡቲ ጀልባ ብምግምጣላ ብውሕዱ 39 ስደተኛታት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ሓንቲ ጃልባ ብምግምጣላ ብውሕዱ 39 ሰባት ከም ዝጥሓሉ ትካል ዓለምለኻዊ ፍልሰት (አይ.ኦ.ኤም) ኣፍሊጡ።
እታ ጃልባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ትምራሕ ዝነበረት ምዃና ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ኣብ የመን ዘሎ ኲናት ሰጊኦም ናብ…
ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ተረኪባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገርረ ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ካብ ቻይና ተረኪባ።
ሲኖፋርማ ዝተብሃለ እቲ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ሶማሊያ ፋውዝያ ኣቢካር ካብ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ሶማሊያ ኪን ጂያን ተረኪቦምዎ፡፡
ሶማሊያ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኮቫክስ ካብ…
ሓደ ኒኩለራዊ ማእኸል ኢራን ናታንዝ ውዲታዊ መጥቃዕቲ ከም ዘጋጠሞ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ማእኸል ኒኩሌር ኢራን ሓድሽ መሳርሒ ምብልፃግ ዩራንየም ከም ዘማዕበለ ድሕሪ ምግላፁ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ብውዲት ከም ዝተሃርመ ላዕለዋይ በዓል-መዚ ኒኩለር እታ ሃገር ሓቢሩ።
ዓሊ ኣክባር ሳልሕ ብድሕሪ እቲ ግብረሽበራዊ ዝበሎ መጥቃዕቲ መን ከም…
ፕሬዚዳንት እስማዒል ዑመር ገለ ንሓሙሻይ ግዜ ኣብ ምርጫ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ንሓሙሻይ ግዜ ኣብ ዝተወዳደርሉ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ 98 ሚእታዊት ብምርካብ ተዓዊቶም።
መወዳድርቶም ዝነበሩ ዘካርያ ኢስማዒል ፋራህ፥ ድምፆም ካብ ዝሃቡ መረፅቲ ናይ 1 ነጥቢ 59 ካብ ሚኢታዊ ከምዝረኸቡ…