Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ብሪታኒያ ብሰንኪ ዝላባዕ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅየን ንክፀንሓ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሪታኒያ ኣብ ለንደን ዝርከባ ኩልን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ክጅምራ ኣብ ዝቀራረባሉ ዘለዋ እዋን ተዓፅየን ክፀንሓ ወሲኑ።
ብሰንኪ እዚ ድማ ሕንፍሽፍሽ ምፍጣሩ ተሓቢሩ።
እቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ሰዓት ዝተወሰደ ስጉምቲ፥ ኣብታ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 810 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 124 ሺሕን…
ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዘሎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ድሕንነቱን ስርዓቱን ተሓሊዩ ንክወፅእ ንክትገብር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዘሎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ድሕንነቱን ስርዓቱን ተሓሊዩ ንክወፅእ ንክትገብር ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ኣተሓሳሲቡ።
ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ብሓባር ኣብ ሱዳን ዳርፉር ዘዋፈርዎ ዓቃቢ ሰላም…
ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብዕሊ ወፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት 2021 ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብዕሊ ተፈልያ ሓድሽ መገዲ ከምዝጀመረት ተገሊፁ።
እታ ሃገር ሓሙስ ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውገሓሉ ዕለት ካብ ለይቲ ሰዓት ሓሙሽተ ጀሚሩ ንሕግታት ሕብረት ኣውሮፓ ምስዓብ ደው ከምዘበለት…
ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምሉእ ዓለም ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ሰባት ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ከይተኣኻኸቡ ዝኽልክል እገዳታት ብምህለው ዳርጋ ንፈለማ እዋን እቲ ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ከምዘሎ ተገሊፁ።
ካብ ኣውስትራልያ ከተማ ሲድኒ ክሳብ ኒውዮርከ…
ሃገራት ብቫይረስ ኮሮና ዝተዘሓሓለ ሓዱሽ ዓመት 2021 ፈረንጂ ኣቐዲመን ይቕበላ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዝተዘሓሓለ ሓዱሽ ዓመት 2021 ፈረንጂ ኣቐዲመን ይቕበላ ኣለዋ።
ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓስፊክ ትርከብ ኒውዝላንድ ሓዱሽ ዓመት 2021 ብምቕባል ፈላመይቲ ኮይና፡፡
ኣብ ደሴታት ፓስፊክ ዝርከባ ሃገራት 2021…
ኣብ ኦክስፎርድ ዝፈረየ ክታበት ኣስትራዘኔካ ኣብ ብሪታንያ ኣብ ተግባር ንክውዕል ዘኽእል ፈቓድ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦክስፎርድ ዝማዕበለ ኣስትራዘኔካ ዝተሰመየ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ብሪታንያ ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ተግባር ንክውዕል ፍቓድ ከምዝረኸበ ተገሊፁ።
ብሪታንያ ካብዚ ክታበት 100 ሚልየን ብልቃጥ ኣቐዲማ ኣዚዛ ኣላ፤ እዚ ኸኣ ን50 ሚልየን…
ኣብ ክርኦሽያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብውሑዱ 7 ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክርኦሽያ ብዘጋጠመ መንቅጥቃጥ መሬት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ።
ካልኦት ብዙሓት ሰባት እውን ቀሊልን ከቢድን መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊፁ።
እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት 6 ነጥቢ 4 ዓቐን ዝነበሮ ኢዩ ተባሂሉ።
ቀዳማይ…
ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ሓዲሽን ተሪርን ስጉምቲ ኣዊጃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማፎዛ ብሰንኪ እቲ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ቅልጡፍ ምልባዕ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተሪር እገዳታት ዕፅዋ ኣዊጁ።
ብመሰረት እቲ ሓዲሽ ሕጊ ኣብ ውሽጢ ገዛ ይኹን ካብ ገዛ ወፃኢ ምትእኽኻብ ኩልኩል እንትኸውን፥ ካብ ሰዓት…
ፈረንሳይ ብሓድሽ ዓይነት ቫይረስኮሮና ዝተለኽፈ ናይ ፈለማ ሰብ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ብሓድሽ ዓይነት ቫይረስኮሮና ዝተለኽፈ ናይ ፈለማ ሰብ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ።
እቲ ውልቀሰብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ብሪታንያ ዝመፀ ፈረንሳዊ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ኣረጋጊፁ።
እቲ ሕሙም ዝኾነ ምልክታ ትከም ዘይነበሮ…