Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
መድሓኒት ዓሶ ንቫይረስኮሮና ንምውዓል ዝግበር ዝነበረ መፅናዕቲ ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንተሓከምቲ ቫይረስኮሮና ክፍውስ ይኽእል እዩ ዝብል ተስፋ ተገይርሉ መፅናዕቲ ፈተነ እናተኻየደሉ ዝነበረ ሃይድሮክሎሮኪን ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ።
መድሓኒት ፀረ- ዓሶ ዝኾነ እቲ ፈውሲ፥ ቀዲሞም ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ኾነ እቲ ሕማም…
መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ።
መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ኣብ ቀዳማይ ዙር ውፅኢት ብኮቪድ-19 ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ህይወቶም ንምትራፍ ከምዝኸኣለ እቲ ትካል…
ሰሜንኮሪያ ምስ ደቡብኮሪያ ዘራኽባ ዝነበረ ቤትፅሕፈት ኣዕኒያቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜንኮሪያ ምስ ደቡብኮሪያ ዘራኸባ ዝነበረ ቤትፅሕፈት ከምዘዕነየቶ ሰብመዚ ደቡብ ኮሪያ ገሊፆም።
እቲ ቤትፅሕፈት ክልቲኣት ሃገራት ንምርኻብ ብዝብል'ዩ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2018 ተጣይሹ።
ሰሜን ኮሪያ ናብቲ ኣብ መንጎአን ዝርከብ ካብ…
ኣብ ሱዳን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 7 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ኣስታት 7 ሺሕን 435 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብታ ሃገር ብምኽኒያት ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 468 ከምዝበፅሐ እውን ተገሊፁ።
በቲ ቫይረስ ካብ ዝተለኸፉ እቶም 2…
ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 8 ሚሊየን ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 8 ሚሊየን እንትበፅሕ ኣርባዕተ ሚሊየን ዝኾኑ ድማ ካፍቲ ሕማም ድሒኖም ተባሂሉ።
ኣብ መላእ ዓለም በዝሒ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት 8 ሚሊየን 13 ሺሕን 893 ዝበፅሕ እንትኸውን፥ ካብዚኣቶም ድማ…
ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዶባተን ይኸፍታ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣንቢረንኦ ዝነበራ ዕፅዋ ምፍኳስ ጀሚረን ተባሂሉ።
እተን ሃገራት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚረን ግላጋሎት ካፌታ፣ ሬስቶራንት፣ ሹቕን ግልጋሎት ትራንስፖርት ህዝቢን ዝጅምራ እንትኾና፥ ዶባተን ከምዝኸፍታ እውን…
ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ካብ ዝተለኸፉ ሰባት ኣስታት 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሐሹዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ካብ ዝተለኸፉ 7 ነጥቢ 6 ሚላየን ሰባት እቶም ልዕሊ 3 ነጥቢ 6 ሚልዮን ሐሹዎም ነናብ ገዘኦም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ሕዱር ሕማም ዝነበሮም፣ ኣረጋውያንን ናይ ምፅዋር ዓቕሞም ድኹም ኮይኑ ዝፀንሐን 425 ሺሕን 869 ሰባት…
ኣብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 200 ሺሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 219 ሺሕን 509 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
እቲ ተላባዲ ሕማም ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ብቕልጡፍ እናተስፋሕፈሐ ምዃኑ ውድብ ጥዓና ዓለም ገሊፁ ኣሎ።
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ርእሰ…
ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 2 ሚልየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መረዳእታ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ከምዘመልክቶ ኣብ ኣሜሪካ ብኮሮናቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ኮይኑ’ሎ።
እዚ ቁፅሪ ከኣ ኣብ ዓለም ኣብ ቅድሚት ዘስርዓ እንትኸውን፥ ነታ ኣብ ኻልኣይ ብርኪ ዘላ ብራዚል ብሰለስተ ዕፅፊ ትበልፃ።…
ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ።
ኣብታ ሃገር ናብ 10 ሺሕ ዝፅግዑ ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሰብ መዚ ህንዲ ኣፍሊጦም።
ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24…