Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ካማላ ሃሪስ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ሕፅይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ብምዃን ዝተመረፃ ሳልሰይቲ ሰበይቲ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕፁይ ፕዚዳንት ኣኔሪካ ጆ ባይደን ንካማላ ሃሪስ ሕፅይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ገይሮም ምምራፆም ኣፍሊጦም። ብጆ ባይደን ምክትል ሕፅይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ብምዃን ዝተመረፃ ካማል ሃሪስ፥ ነዚ ቦታ ፈላመይቲ ፀላምን ሓረግ ትውልዲ እስያ ዘለወንን ክኾና…

ሩሲያ ብብርኪ ዓለም ናይ መጀመሪያ ዝኾነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ረብሓ ንክውዕል ወሲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ብብርኪ ዓለም ናይ መጀመሪያ ዝኾነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ረብሓ ንክውዕል ከምዝተወሰነ ኣፍሊጦም። እቲ ክታበት ብኢንስቲቱዩት ጋመሌያ ሞስኮ ዝተሰናደአ እንትኸውን፥ ካብታ ሃገር ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ መረጋገፂ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ መንግስቶም ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ ሓሰን ዳያብ መንግስቶም ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ኣፍሊጦም። በቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ከተማ በይሩት ዘጋጠመ ኣዕናዊ ምፍንጃር ነትጒ ልዕሊ 220 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ይዝከር። ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ነትጒን ብናይ መንግስቲ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 20 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 20 ሚሊየንን 90 ሽሕን 541 በፂሑ። ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ ‘ቲ ቫይረስ ልዕሊ 735 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 12 ነጥቢ 2 ሚሊየን…

ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 20121(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ኩፅሮም ካብ ሓሙሽተ ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም በቫይረስ ኮሮና ብልዑል ኩነታት እናተሃሰየት ትርከብ ኣሜሪካ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ 162 ሺሕን 455 ዝኾኑ ዜጋታታ ስኢና ኢያ። ከም…

ቻይና፣ ሩስያን ኢራንን ንፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ክፀልዋ ይሰርሓ ኣለዋ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፣ ሩስያን ኢራንን ንፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ክፀልዋ ፃዕሪ ዝገብራ ዘለዋ ሃገራት ምዃነን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ኣሜሪካ ዊልያም ኢቫኒንያ ተዛሪቦም። እቲ ዝወፅአ መግለፂ፥ እተን ሃገራት ብግሁድን ብሕቡእን ኣገባብ ነቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ፅልዋ…

ኣብ ኣፍሪካ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 1 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሓደ ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። 22 ሺሕን 114 ሰባት ድማ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቶም ሓሊፉ ተባሂሉ። ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ቫይረስ ኮሮና ካብ ውሽጢ ዝተረኸቦም ሰባት ፍርቂ…

ኣብ ቤሩት ንዘጋጠመ ምፍንጃር ምኽኒያት ዝኾነ ኬሚካል ብዕሽሽትነት ዘቐመጡ ሰብ መዚ “ቁም” እሱራር  ኮይኖም ንክፀንሑ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዙሓት ሰብ መዚ ወደብ ቤይሩት ብምኽንያት እቲ ብሰሉስ ኣብቲ ወደብ ዘጋጠመ ምፍንጃር ከሚካላዊ ባእታ መርመራ ንክካየደሎም ኣብ ትሕቲ ቤት ማእሰርቲ ገዛ ይኣትዉ ከም ዘለዉ ሰብ መዚ ሊባኖስ ገሊፆም። ብሰንኪ ኣብቲ ወደብ ዘጋጠመ ምፍንጃር ኣሙንዮም…

ኣብ ኬኒያ ኣባላት ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬኒያ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ከምዝተረኸበቦም መራኀብቲ ሓፋሽ ኬኒያ ፀብፂበን። ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ሓደ ኣባል እቲ ስድራቤት ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ገይሩ ከምዝነበረ ኣፍሊጡ። ኣባል እቲ ስድራ…

ትማሊ ኣብ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ብዘጋጠመ ሓያል ምፍንጃር ነታጒ ልዕሊ100 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ርእሰ ከተማ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ብዘጋጠመ ሓያል ምፍንጃር ነታጒ ብውሑዱ 100 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ወደባዊ ክፋል እታ ከተማ ዘጋጠመ ኣዝዩ ዘደንግፅ ነታጒ፥ ክሳብ ሕዚ መልዐሊ እቲ ሓደጋ ኣይተፈለጠን ተባሂሉ። በቲ…