Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ጆርጅ ፍሎይድ ኣብ ከተማ ሚኒያፖሊስ ብግፍዒ ምቕታሉ ስዒቡ ተቓውሞ ይሕይል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሜሪካዊት ከተማ ሚኒያፖሊስ ጆርጅ ፍሎይድ ዝተብሃለ ፀሊም ኣሜሪካዊ ብፃዕዳ ብግፍዒ ምቕታሉ ስዒቡ ኣብታ ከተማ ናይ ተቓውሞ ሰልፉ እናሓየለ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ዝፍፀም ቅትለት ዝኹንኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ…

ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም ልዕሊ 100 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመሪካ ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት በዝሖም 100 ሺሕን 276 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብሓፈሻ በቲ ሕማም ዝተለኸፉ በዝሒ ሰባት 1 ነጥቢ 69 ሚልየን ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እዚ ድማ ካብ’ቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝተርኣየ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንሕሙማት ኮቪድ-19 ብፈውሲ ዓሶ ንምሕካም ዝገብሮ ዝነበረ ፈተነ ጠጠው ኣቢልዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንሕሙማት ኮቪድ-19 ብፈውሲ ዓሶ“ሃይድሮክሲክሎሮኲን” ምሕካም ዝገብሮ ዝነበረ ፈተነ ብሰንኪ ናይ ውሕስነት ከምዝቋረፆ ሓቢሩ። ብዙሓት ሃገራት’ውን ንግዚኡ ነቲ ዝግበር ዝነበረ መርመራ ኣቋሪፀንኡ ኣለዋ ተባሂሉ። ዝሓለፈ ሰሙን…

ኣሜሪካ ካብ ብራዚል ዝመፅኡ መንገደኛታት ከየኣትዉ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋሽንግተን ካብ ብራዚል ናብ አሜሪካ ኣብ ዝኣትዉ ናይ መፃኢ ሃገር ተጓዓዝቲ ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ ንዜጋታት ኣሜሪካ ዘየካትት እንትኸውን፥ ንዘሓለፉ 14 መዓልቲታት ኣብ ብራዚል ፀኒሖም ናብ ኣሜሪካ ንዝኣትዉ ዜጋታት ወፃኢ ዝተነበረ ኢዩ…

ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ካብ 100 ሽሕ ዛዪዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ከም ዝተለኽፉ ዝተረጋፀ ሰባት 103 ሺሕን 875 በፂሑ። ካብዚኦም እቶም 3 ሺሕን 184 ከም ዝሞቱ ፀብፃባት ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ይገልፅ። ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኽፍዋ ደቡብ ኣፍሪካ…

ኣብ ፓኪስታን ተጓዓዝቲ ዘሳፈረት ነፋሪት ተሓምሽሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፓኪስታን 99 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ነፋሪት ብምሕምሻሻ ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ ክኾን ከም ዝኽእል ተገሊፁ። እታ ካብ ላሆረ ናብ ጂናህ ዝተበሃለ ቦታ ተበጊሳ ናብ ጂናህ ትጓዓዝ ዝነበረት ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ፓኪስታን…

ቻይና ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ዓመታዊ ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ምስ ዘስዐቦ ፅዕንቶ ተተሓሒዙ ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ድሕሪ 1990፥ ንፈለማ እዋን ዓመታዊ ሓፈሻዊ ትልሚ ዕቤት ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ከምዘይህልዋ…

ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 5 ሚልየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ቅድመ ሐዚ ካብ ዝተመዝገበ እቲ ዝለዓለ ቁፅሪ ዘለዎም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ትማሊ ጥራሕ ኣብ ዓለምና 106…

ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ህንዲን ባንግላዴሽን ብስግኣት ኣውሎ ንፋስ መረበቶም ሓዲጎም የሃድሙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ህንዲን ባንግላዴሽን ብስግኣት ኣውሎ ንፋስ መረበቶም ሓዲጎም የሃድሙ ኣለዉ። ሰብ ሞያታት ትምበያ ከባቢ ኣየር ኣምፋን ዝተብሃለን ብደረጃ ሓሙሽተ ዝተመደበን ኣውሎ ንፋስ፥ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኣብ ክልቲአን ብሁቦብላ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ መቻር ብቫይረስኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ መቻር ብቫይረስኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ሓደ ኣባል ሓይሊ ዕማም ምቁፅፃር ለበዳ ኮቪድ-19 በቲ ቫይረስ ከም ዝተትሓዘ ምስተገለፀ፥ ሪክ መቻር ከምኦቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 13 ግንቦት 2020 መርመራ ቫይረስኮሮና…