Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ፕሬዚዳንት ፑቲን ሓዱሽ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ኣብ ረብሓ ከምዝውዕል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ዩክረየን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ንእትፍፅሞ መጥቃዕቲ ሕነ ንምፍዳይ ሓዱሽ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ኣብ ረብሓ ከምዝውዕል ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ዲፕሎማሲያዊ ድጋፍ ንምርካብ ዓሊሞም ኣብ ካዛኪስታን ዑደት ኣብ ዝገበርሉ…

ማእከላዊ ባንኪ ሩሲያ ዕድጊት ዶላር ኣሜሪካ ደው ንክብል ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእከላዊ ባንኪ ሩሲያ ዕድጊት ዶላር ኣሜሪካ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ደው ንክብል ገይሩ። ዓቕሚ ሸርፊ ወፃኢ ሩሲያ ምድኻሙ ስዒቡ ነዚ ውሳነ ከምዝሃበ ተገሊፁ። ትማሊ ሓደ ናይ ኣሜሪካ ዶላር ብ114 ሩብል ይሽየጥ ከምዝነበረ…

ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እስራኤልን ሂዝቦላህን ምትግባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሂዝቦላህን ትማሊ ብዝገሩዎ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ መሰረት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ምትግባር ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ፡፡ ካቢኔ ፀፅታ እስራኤል ትማሊ ብዝገበሮ ዘተ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ከምዝወሰነ ይፍለጥ፡፡ ኲናት እስራኤልን…

ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ዝወስዶ ሓላፍነት ኢዩ – ጁባላንድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ሓላፍነት ከምዝወስድ መንግስቲ ግዝኣት ጁባላንድ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ጁባላንድ ኣብ ሶማሊያ ቅልውላው ንምፍጣር መንግስቲ ፌዴራል እታ ሃገር ዘይተገበአ ምንቅስቓስ እናገበረ…

ካቢነ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ምቁራፅ ተዅሲ ክግበር ዝቐረበ ስምምዕ ጠሚቱ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢነ ሚኒስትራት እስራኤል ምስ ዕጡቕ ጕጅለ ሒዝቦላህ ዝካየድ ዘሎ ተፃብኦታት ዝምልከት ግዝያዊ ምቁራፅ ተዅሲ ንኽግበር ሎሚ ከምዝራኸብ ተገሊፁ። እቲ ዝሕሰብ ዘሎ ምቁራፅ ተፃብኦታት ንፈለማ 60 መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስሓብ ሓይልታት እስራኤል…

ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከምዝፈፀመ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ እስራኤልን ጉጅለ ዕጡቕ ሊባኖስ ዝኾነ ሂዝቦህን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እስራኤል…

ፓም ቦንዲ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ምምሕዳር ትራምፕ ብምዃን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ዝተመረፁ ዶናልድ ትራምፕ ንውርይቲ ዓቃቢት ሕጊ ፓም ቦንዲ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ብምግባር ሹመት ሂበን፡፡ ትራምፕ እቲ ሹመት ዝሃቡወን÷ ቅድም ክብል ሕፁይ ገይሮም ዝመረፁዎም ማት ጋኤዝ ብዝተለዓሎም ተቓውሞ እቲ…

ሩሲያ ንፈለማ እዋን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ኣህጉር ዝስንጥቕ ሚሳኤል ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንፈለማ እዋን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ኣህጉር ዝስንጥቕ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ኪዬቭ ኣፍሊጣ። እቲ መጥቃዕቲ፥ ዩክሬን ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ብመሰረት ዝሃብዎ ፍቓድ ኣሜሪካ ስርሓት ሚሳኤላት ብምጥቃም ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ንዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ…

ዩክሬን ኣሜሪካ ስርሓት ዝኾነ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤል ናብ ሩሲያ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብመሰረት ዝሃብዋ ፍቓድ ኣሜሪካ ስርሓት ዝኾነ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤል ናብ ሩሲያ ከምዘወንጨፈት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃባ ነዊሕ ርሕቐት…

ኢ-ፍትሓዊ ከይዲታት ንምፍታሕ ምውዳድ የድሊ – ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ዝረኣዩ ኢ-ፍትሓዊ ከይዲታትን ኲናትን ንምፍታሕ ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲጄኔሮ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…