Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ጣሊያን ኣንቢራቶ ዝፀንሐት እገዳ በረራ ክተልዕሎ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ኣንቢሩዎ ዝፀንሐ እገዳ በረራ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 3 ሰነ 2020 ንምልዓል ዘኽእል ድንጋገ ኣፅዲቑ። እቲ ድንጋገ መቐፀልታ ናይቲ ዝገብሮ ዘሎ ምፍኳስ ቀይድታት ዕፅዋ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ። እቲ ብፅኑዕ ተኣጊዱ…

250 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ኣብ ሓደ ዓመት ብኮቪድ-19 ክተሓዙ ይኽእሉ ኢዮም – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም 250 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ኣብ ሓደ ዓመት ብተላባ ሕማም ኮቪድ-19 ክተሓዙ ከምዝኽእሉ ኣጠንቂቑ። ተመራመርቲ እቲ ውድብ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ርብዒ ቢሊየን ዝኾኑ ኣፍሪካውያን በቲ ቫይረስ ክተሓዙ ከምዝኽእሉ ኢዩ።…

ሕማም ቫይረስኮሮና ፀገም ጥዕና ኣእምሮ የስዕብ ኣሎ- ውድብ ሕቡራት ሃገራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ሃገራት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ሰፊሕ ስነ ልቦናዊ ቅልውላው ይፈጥር ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ። ነዚ ድማ ብዙሓት ሃገራት ንጥዕና ኣእምሮ ትኹረት ይህባ ብዘይምህላወን ምዃኑ ሓቢሩ። እዚ ቫይረስ ንምቁፅፃርን ንዝሓመሙ ሰባት ንምድሓንን…

ሌሴቶ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ፈላማይ ሰብ ምርካባ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ ቫይረስ ኮሮና ዘይተመዝገበላ ብሕታዊት ሃገር ሌሴቶ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ፈላማይ ሰብ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ሌሴቶ ሙሉእ ብሙሉእ ብደቡብ ኣፍሪካ ዝተኸበበት ሃገር እንትትከውን፥ ናብ ደቡብ ኣፍሪካን ስዑድ ዓረብን ተጓዒዞም ኣብ…

ከተማ ውሃን ን11 ሚልየን ነበርታ ምርመራ ቫይረስኮሮና ክትገብረሎም እያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እታ ቀንዲ መመበገሲት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከምዝኾነት ዝዝረበላ ቻይናዊት ከተማ ውሃን ኣብ 10 መዓልቲ ጥራሕ ንመላእ ህዝቢ እታ ከተማ ምርመራ ክትገብር ትልሚ ከምዝሓዘት ተገሊፁ። እቲ ትልሚ ገና ኣብ ፈላማይ ብርኪ ዘሎ እንትኸውን፥ ኩለን…

ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ኣሜሪካ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ብሙሉኦም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም። ተሓጋገዝቲ እቶም ፕሬዚዳንትን ምኽትሎምን ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም እዩ እቶም ሰራሕተኛታት ማስክ ክጥቀሙ ትእዛዝ ተዋሂቡዎም ተባሂሉ።…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ፈጢሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 35 ሰባት እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም እንትኸውን፥ ብሓፈሻ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ኣብታ ሃገር 69 ሰባት ቫይረስ…

ለበዳ ቫይረስኮሮና ቁፅሪ ሸቕሊ ኣልቦነት ኣብ ኣሜሪካ ብዝኸፍአ ኩነታት ክውስኽ ከምዝገበሮ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስኮሮና ቁፅሪ ሸቕሊ ኣልቦነት ኣብ ኣሜሪካ ብዝኸፍአ ኩነታት ክውስኽ ከምዝገበሮ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ኮቪድ-19 ስራሕ-ኣልቦነት 14 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ከም ዝበፅሐ ተሓቢሩ። ከምኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ሃገራት ዘንበረኦ ማዕቐብ ንኽፎክስ ምጅማረን ስዒቡ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዳግም ክስፋሕፋሕ ኢዩ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ዘንበረኦ ማዕቐብ ንኽፎክስ ምጅማረን ስዒቡ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዳግም ክስፋሕፋሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሩ ኣሎ። ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካን ሃገራት ኣውሮፓን ዝተወሰኑ ትካላት መውሃቢ ግልጋሎታትን ተኸፊተን ኣገልግሎት ንኽህባ ምፍቃድ…

44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ 44 ሚሊየን ዘኣኽሉ ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ቢሮ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍካ ሎሚ መዓሊቲ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ብዘቃለሖ ሓበሬታ፥ ካብ 29 ክሳብ 44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና…