Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ዝወስዶ ሓላፍነት ኢዩ – ጁባላንድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ሓላፍነት ከምዝወስድ መንግስቲ ግዝኣት ጁባላንድ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ጁባላንድ ኣብ ሶማሊያ ቅልውላው ንምፍጣር መንግስቲ ፌዴራል እታ ሃገር ዘይተገበአ ምንቅስቓስ እናገበረ…
ካቢነ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ምቁራፅ ተዅሲ ክግበር ዝቐረበ ስምምዕ ጠሚቱ ክዛተ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢነ ሚኒስትራት እስራኤል ምስ ዕጡቕ ጕጅለ ሒዝቦላህ ዝካየድ ዘሎ ተፃብኦታት ዝምልከት ግዝያዊ ምቁራፅ ተዅሲ ንኽግበር ሎሚ ከምዝራኸብ ተገሊፁ።
እቲ ዝሕሰብ ዘሎ ምቁራፅ ተፃብኦታት ንፈለማ 60 መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስሓብ ሓይልታት እስራኤል…
ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከምዝፈፀመ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ።
ኣብ መንጎ እስራኤልን ጉጅለ ዕጡቕ ሊባኖስ ዝኾነ ሂዝቦህን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቢቢሲ ፀብፂቡ።
እስራኤል…
ፓም ቦንዲ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ምምሕዳር ትራምፕ ብምዃን ተሾይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ዝተመረፁ ዶናልድ ትራምፕ ንውርይቲ ዓቃቢት ሕጊ ፓም ቦንዲ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ብምግባር ሹመት ሂበን፡፡
ትራምፕ እቲ ሹመት ዝሃቡወን÷ ቅድም ክብል ሕፁይ ገይሮም ዝመረፁዎም ማት ጋኤዝ ብዝተለዓሎም ተቓውሞ እቲ…
ሩሲያ ንፈለማ እዋን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ኣህጉር ዝስንጥቕ ሚሳኤል ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንፈለማ እዋን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ኣህጉር ዝስንጥቕ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ኪዬቭ ኣፍሊጣ።
እቲ መጥቃዕቲ፥ ዩክሬን ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ብመሰረት ዝሃብዎ ፍቓድ ኣሜሪካ ስርሓት ሚሳኤላት ብምጥቃም ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ንዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ…
ዩክሬን ኣሜሪካ ስርሓት ዝኾነ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤል ናብ ሩሲያ ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብመሰረት ዝሃብዋ ፍቓድ ኣሜሪካ ስርሓት ዝኾነ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤል ናብ ሩሲያ ከምዘወንጨፈት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃባ ነዊሕ ርሕቐት…
ኢ-ፍትሓዊ ከይዲታት ንምፍታሕ ምውዳድ የድሊ – ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ዝረኣዩ ኢ-ፍትሓዊ ከይዲታትን ኲናትን ንምፍታሕ ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲጄኔሮ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሃመድ ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዝዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…
ባይደን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መጥቃዕቲ ንኽፍፀም ፍቓድ እንትህቡ ኢድና ኣፂፍና ኣይቕመጥን – ቭላድሚር ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃባ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ተወንጨፍቲ ሚሳኤላት ንሩሲያ ንምውቃዕ ከምትጥቀመሉ ፍቓድ ሂቦም ኣለዉ።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ምላሽ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን÷ ሞስኮ ግቡእ ምላሽ ከምትህብ…
ሩሲያ ኣብ ጣያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ደብዳብ ኣየር ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ዩክሬን-ሩሲያ ብዕሊ ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝለዓለ ዝተብሃለ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ዒላማ ብምግባር መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ፡፡
በዚ ድማ ሩሲያ 120 ሚሳኤላት ከምኡ እውን 90 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት…