Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣሜሪካ ንሓይሊ ኣየር እስራኤል ድጋፍ ከምዝገበረት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ትማሊ ምሸት ብኢራን ናብ እስራኤል ዝተተኮሱ ሚሳኤላት ንምፍሻል ሓገዝ ፀረ - ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡
ኣብ ፔንታጎን መግለፂ ዝሃቡ ኣቀባሊ ቃል ሓይሊ ምክልኻል ኣሜሪካ ሜጀር ጄኔራል ፓትሪክ ራይደር÷ ናብ ቴል ኣቪቭ…
እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ ናብ ሊባኖስ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንሄዝቦላህ ንምጥቃዕ ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ እግረኛ ሰራዊታ ናብ ሊባኖስ ከምዘእተወት ኣፍሊጣ።
እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ዝተገደበ ዒላማ ዘለዎ ናይ መሬት ልኡኽ በምባል ዝገለፀቶ ብእግረኛ ሰራዊታ ዝውገን ትልማ ዕላዊ ብምግባር…
ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ ህይወት 30 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሰሜናዊ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ከቢድ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ 30 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ኣብ ፍሎሪዳ ከምዘጋጠመ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ግዝኣት ጆርጂያ ኣቋሪፁ ብምሕላፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት…
እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ተቐቲሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ተቐቲሉ።
ሃማስ ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ሊባኖስ ብምሰረት ዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ምስኡ ምስ…
እስራኤል ንመራሒ ሂዝቦላህ ሓሰን ነስራላህ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሊባኖስ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ዕጡቓት ሂዝቦላህ ወታሃደራዊ ስጉምቲ እትወስድ ዘላ እስራኤል ንመራሒ ሂዝቦላህ ሓሰን ነስራላህ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ።
ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ከምዝበሎ፥ ሓሰን ነስራላህ ኣብ ቤይሩት ምሸት ዓርቢ ብዝተፈፀመ…
ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ገሊፆም።
ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ይቕፅል ኣሎ።…
ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም ዝገብር ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዝፀደቐ ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም መገዲ ዝኸፍት ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡
ሓፈሻዊ ጉባኤ ተመድ ኣብ መበል 21 ክፍለ-ዘመን ማሕለኻታት…
ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ዕንቅፋት ብምፍጣሩ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበላ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ።
መተሓላለፊ ነዳዲ ኣብ ዘለዉዎም ከባቢታት ብመሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ (ሄምቲ) ዝምራሕ ጉጅለ ዕጡቕ ተውዋሪ ሓይሊ ሱዳን…
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ተቐቲሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ቤሩት ብዝፈነወቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ከምዝተቐተለ ተገሊፁ።
እስራኤል ላዕለዋይ ኣዛዚ ጉጅለ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ዒላማ ብምግባር እቲ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃና ፍልፍላት…
ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህቡ ፀዊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ንዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህብ ከምዝፀወዐት ተሓቢሩ።
ምክትል ሚኒስትር ሃጅን ጉዳያት ሃይማኖትን ታሊባን ኣዚዙርማን መንሱር ንመበርሂ ዝተፀውዑ÷ ኣብ ቴህራን ኣብ…