Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኬኒያ ዘጋጠመ ናዕቢ ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ኬኒያ ዘፅደቖ ናይ ታክስ ሕጊ ስዒቡ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ናዕቢን ዕግርግርን ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ፀዊዖም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ሕጊ…

ፕሬዚዳንታት ቱርኪን ሩሲያን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን÷ ፕሬዚዳንታት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ…

ቤኒያሚን ኔታንያሁ ኣብ ጋዛ ዘሎ ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ሃገሮም ምስ ሃማስ ኣብ ጋዛ እናካየደቶ ትርከብ ልዑል ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም። ኔታንያሁ ቻናል 14 ንዝተብሃለ ቴሌቪዥን እታ ሃገር÷ ኣብ ራፋህ ዘሎ ከቢድ ምዕራፍ ኲናት ከብቅዕ ከምዝኾነን ጦር…

ናይ ሁቲ ዓመፅቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሁቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ ጉድኣት ከምዘብፅሑ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ምንቅስቓስ ሁቲ ዝፃፀርን ንዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ምላሽ እናሃበ ዝፀንሐ…

ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባዊያን ንዩክሬን ከምዘዕጥቑዋ ማዕረ፥ ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት እታ ቭላድሚር ፑቲን  ተዛሪቦም። ኣብ ቬትናም ምስ ጋዜጠኛታት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ምዕራባዊያን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ…

ሰሜን ኮሪያ ሩሲያ ምስ ዩክሬን እናገበረቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሰሜን ኮሪያ ፒዮንግያንግ ዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ፕሬዚዳንት እታ ሃር ኪም ጆንግ ኡን ብወታደራዊ ምርኢት ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፑቲን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኪም ጆንግ ኡን ብዘቕረቡሎም…

ቻይና ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ከምእትሰርሕ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምዃን ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ፃዕሪ ከምእትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ዩክሬን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ናብ ሩሲያ ካብ ዝተኻለሉ ክልላት ወተሃደራታ ምስ…

ኣብ ሓደ መዓልቲ ብዘጋጠሙ ክልተ ናይ ጃልባ ሓደጋታት 11 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ጣልያን ትማሊ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ብውሑዱ 11 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ልዕሊ 60 ናብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ጥቓ ደሴት ላምፔዱሳ እናተገጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ምጥሓል ናይ 51 ተጓዓዝቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት በቲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት እታ ሃገር ከምዝበተንዎ ተገሊፁ። እቲ ውሳነ፥ ሚኒስትር ካቢኔ ሰራዊት እስራኤል ቤኒ ጋንትዝ ካብ ዝነበሮም ሓላፍነት ምልቃቖም ስዒቡ ዝተገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ካቢኔ ሽዱሽተ ኣባላት…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ መካን መዲናን ንዒድ ሰላት ካብታ ሃገርን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ዝመፅኡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…