Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ዝኸፍአ ኲናት ክፅበያ ኢዩ – ኢራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ከቢድ ግብረ መልሲ ክፅበያ ኢዩ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ።
ኢራን እዚ ዝበለት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ኣብ ትሕዝቶ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሰፊሕ ወታደራዊ ወፍሪ ንምክያድ ከምዝተዳለወት ምግላፃ ስዒቡ…
ኣብ ኢራን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ብሓደጋ ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ዝትክእ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ንምሕራይ ህፁፅ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ።
በዚ ድማ ሎሚ መዓልቲ ጣቢያታት መውሃቢ ድምፂ ካብ ወጋሕተ ጀሚረን…
ኣብ ኬኒያ ዘጋጠመ ናዕቢ ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ኬኒያ ዘፅደቖ ናይ ታክስ ሕጊ ስዒቡ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ናዕቢን ዕግርግርን ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ፀዊዖም፡፡
እቶም ኣቦ መንበር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ሕጊ…
ፕሬዚዳንታት ቱርኪን ሩሲያን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን÷ ፕሬዚዳንታት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ…
ቤኒያሚን ኔታንያሁ ኣብ ጋዛ ዘሎ ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ሃገሮም ምስ ሃማስ ኣብ ጋዛ እናካየደቶ ትርከብ ልዑል ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም።
ኔታንያሁ ቻናል 14 ንዝተብሃለ ቴሌቪዥን እታ ሃገር÷ ኣብ ራፋህ ዘሎ ከቢድ ምዕራፍ ኲናት ከብቅዕ ከምዝኾነን ጦር…
ናይ ሁቲ ዓመፅቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሁቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ ጉድኣት ከምዘብፅሑ ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ምንቅስቓስ ሁቲ ዝፃፀርን ንዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ምላሽ እናሃበ ዝፀንሐ…
ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባዊያን ንዩክሬን ከምዘዕጥቑዋ ማዕረ፥ ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት እታ ቭላድሚር ፑቲን ተዛሪቦም።
ኣብ ቬትናም ምስ ጋዜጠኛታት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ምዕራባዊያን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ…
ሰሜን ኮሪያ ሩሲያ ምስ ዩክሬን እናገበረቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሰሜን ኮሪያ ፒዮንግያንግ ዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ፕሬዚዳንት እታ ሃር ኪም ጆንግ ኡን ብወታደራዊ ምርኢት ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡
ፑቲን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኪም ጆንግ ኡን ብዘቕረቡሎም…
ቻይና ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ከምእትሰርሕ ኣረጋጊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምዃን ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ፃዕሪ ከምእትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ዩክሬን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ናብ ሩሲያ ካብ ዝተኻለሉ ክልላት ወተሃደራታ ምስ…
ኣብ ሓደ መዓልቲ ብዘጋጠሙ ክልተ ናይ ጃልባ ሓደጋታት 11 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ጣልያን ትማሊ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ብውሑዱ 11 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ልዕሊ 60 ናብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ ተገሊፁ፡፡
ኣብ ጥቓ ደሴት ላምፔዱሳ እናተገጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ምጥሓል ናይ 51 ተጓዓዝቲ…