Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቀዳማይ ሚኒስትር ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት በቲኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት እታ ሃገር ከምዝበተንዎ ተገሊፁ።
እቲ ውሳነ፥ ሚኒስትር ካቢኔ ሰራዊት እስራኤል ቤኒ ጋንትዝ ካብ ዝነበሮም ሓላፍነት ምልቃቖም ስዒቡ ዝተገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ካቢኔ ሽዱሽተ ኣባላት…
በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ መካን መዲናን ንዒድ ሰላት ካብታ ሃገርን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ዝመፅኡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…
መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ተኣኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ሃማስን እስራኤልን ከምኡውን ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ኣብ ጣሊያን ከምዝተኣከቡ ተገሊፁ።
እቲ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።
እቶም መራሕቲ ብዛዕባ ኲናታት፣ ቀረብ ሓይሊ…
እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ተቐቲሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ደቡብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ታሌብ ኣብደላህ ተቐቲሉ፡፡
ታሌብ ኣብደላህ ትማሊ ምሸት ጦር እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ጆዩያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ኣየር ኢዩ ተቐቲሉ፡፡
ብሳጓ…
ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ኣብ ዝወደቐት ነፋሪት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊን ካልኦት ትሸዓንተ ሰባትን ሒዛ ዝተሰወረት ወተሃደራዊት ነፋሪት ድሕሪ ምውዳቓ ዋላ ሓደ ዝደሓነ ከምዘየለ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ላዛሩስ ቻኩዌራ ኣፍሊጦም።
ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ሳውሎስ ቺሊማን እቶም ካልኦት ትሸዓንተ…
ዩክሬን ተዋጋእቲ ጄታት ዒላማ መጥቃዕቲ ሩሲያ ከይኾና ኣብ ጎረባብቲ ሃገር ከምተፅነሐን ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን መሓዙታ ትቕበለን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ዒላማ መጥቃዕቲ ሩሲያ ከይኾና እተን ዝተወሰና ኣብ ጎረባብቲ ሃገር ከምተፅነሐን ከምትኽእል ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ መኮንን ዩክሬን ተዛሪቦም።
ቤልጂየም፣ ዴንማርክ፣ ኔዘርላንድስን…
ሩሲያ ከይዲ ፈተነ ክታበት ካንሰር ትዛዝም ከምዘላ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ሩሲያ ከይዲ ፈተነ ክታበት ካንሰር ይዛዝሙ ከምዘለዉ ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ሚካሂል ሙራሽኮ ኣፍሊጦም።
እቲ ክታበት ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ኤፒዲሚዮሎጂን ማይክሮባዮሎጂን ጋማሌያ፣ ማእኸል ካንሰር ብሉኪንን ኢንስቲትዩት ምርምር ሄርሰን…
ኢራን ንፕሬዚዳንትነት ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ኢራን ንፕሬዚዳንታዊ መረፃ እታ ሃገር ዝወዳደሩ ሽዱሽተ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ ወርሒ ኣብ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዝወዳደሩ ናይ መወዳእታ ዝርዝር ሽዱሽተ ሕፁያት ኢዩ ዕላዊ ከምዝገበረ ተገሊፁ ዘሎ፡፡…
እስራኤል ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ካብ 7 ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ።
እስራኤል ኣብ ማእኸላዊ ጋዛ ብዘካየደቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ኢያ ነቶም ዜጋታት ካብ ኢድ ሃማስ መንዚዓ።
እቶም ካብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ተዓጊቶም ተወሲዶም…
ዩክሬን ካብ ሩሲያ ዝተተኮሱላ 5 ሚሳኤላትን 48 ድሮናትን ምሕምሻሻ ኣፍሊጣ
አዲስ አበባ፣ ግንቦት 30፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዩክሬን ካብ ሩሲያ ዝተተኮሱ 5 ሚሳኤላትን 48 ድሮናትን ምሕምሻሹ ሰራዊት ዩክሬን ኣፍሊጡ።
ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ከባቢ ኪየቭ ብድሮናትን ሚሳኤላትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ኣብ ሓደ ትካል ኢንዱስትሪ ሓደጋ ባርዕ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።…